Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ኣብ መኽፈቲ ፅዋዕ ዓለም ኣሰናዳኢት ሃገር ኳታር ብኢኳዶር 2 ን 0 ተሳዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 22 ፅዋዕ ዓለም ትማሊ ምሸት ብድሙቕ ስነ-ስርዓት ተጀሚሩ። ኣሰናዳኢት ሃገር ኳታር ምስ ደቡብ ኣሜሪካዊት ሃገር ኢኳዶር መኽፈቲ ፀወታኣ ኣካይዳ። ኣብቲ ፀወታ ሃገራዊት ጋንታ ኳታር ብኢኳዶር መዘናኣ 2 ን 0 ተሳዒራ። ክልቲአን ሽቶታት ኢኳዶር ኢነር ቫለንሺያ ኣመዝጊቡወን። ነዚ ስዒቡ ድማ ኳታር ኣብ ታሪኽ ፅዋዕ ዓለም ኣብ መኽፈቲ ፀወታ ዝተስዓረት ፈላመይቲ ኣሰናዳኢት ሃገር ኮይና። ዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana ድረ…
Read More...

ስነ-ስርዓት መኽፈቲ ፅዋዕ ዓለም ዋንጫ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ስርዓት መኽፈቲ መበል 22 ፅዋዕ ዓለም ዋንጫ ይካየድ ኣሎ፡፡ እቲ ስነ-ስርዓት መኽፈቲ ሎሚ መዓልቲ መኽፈቲ ፀወታ ኣብ ዝተኣናገደሉን 60 ሺሕ ተመልከትቲ ዘተኣናግድን ስታዲየም ኣል ባይት ኢዩ፡፡ ኣብቲ መኽፈቲ ስነ-ስርዓት ሳውንድ ትራክ እቲ ውድድር ተባሂሉ ብፊፋ ኣፍልጦ ዝተውሃቦ “ሃያ ሃያ” (ምትሕብባር ይሕሽ) ዝብል ሙዚቃ…

ካሪም ቤንዜማ ካብ ፅዋዕ ዓለም ወፃኢ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ፈረንሳዊ ተፃዋቲ ክፍሊ ምጥቃዕ ካሪም ቤንዜማ ብዘጋጠሞ ጉድኣት ካብ ፅዋዕ ዓለም ወፃኢ ከምዝኾነ ሃገራዊት ጋንታ ፈረንሳይ ኣፍሊጣ፡፡ ካሪም ቤንዜማ ካብቲ ውድድር ወፃኢ ኮይኑ ዘሎ፥ ትማሊ ኣብ ልምምድ እናሃለወ ብዘጋጠሞ ጉድኣት ጭዋዳ ከምዝኾነ እታ ሃገራዊት ጋንታ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳ ገፃ ዕላዊ ገይራ፡፡…

ፅዋዕ ዓለም ሎሚ መዓልቲ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መላእ ዓለም ብሃንቀውታ ትፅቢት ዝግበረሉ መበል 22 ውድድር ኩዕሾ እግሪ ፅዋዕ ዓለም ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኳታር ክጅምር ኢዩ። ስነ ስርዓት መኽፈቲ እቲ ውድድር፥ ከባቢ 60 ሺሕ ተመልከትቲ ናይ ምሓዝ ዓቕሚ ኣብ ዘለዎ ስታዲየም ኣል በይት ክካየድ ኢዩ፡፡ ኣብቲ ስነ ስርዓት መኽፈቲ፥ ሳውንድ ትራክ እቲ ውድድር ተባሂሉ ብፊፋ…

ኣትሌት ኣቤ ጋሻው ኣብ ዓብዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ እዚ ዓመት ብደቂ ተባዕትዮ ንሳልሳይ ግዘ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓብዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ እዚ ዓመት ብደቂ ተባዕትዮ ኣትሌት ኣቤ ጋሻው ካብ ኣምሓራ ቤት ህንፀት ንሳልሳይ ግዘ ተዓዊቱ። ኣትሌት ኣቤ ጋሻው፥ ኣብዚ ውድድር እንትዕወት ሎሚ ዘበን ንመበል ሳልሳይ እዋን ኢዩ፡፡ ኣትሌት ሃይለማርያም ኣማረ ካብ ቤት ህንፀት ፌደራል ካልኣይ፤ ከምኡ እውን ኣትሌት ገመቹ ዲዳ…

ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ሓፈሻዊ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ መበል 26 ስሩዕ ሓፈሻዊ ጉባኤኡ ኣብ ከተማ ሰመራ የሳልጥ ኣሎ። ኣብቲ ሓፈሻዊ ጉባኤ ኣብ ብዙሓት ዛዕባታት ውሳነ ከሕልፍ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ሕቶ ኣባልነት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ብምቕራብ ክፀድቕ ኢዩ ዘብል ትፅቢት ከምዘሎ እውን ተሓቢሩ።…

ባሕርዳር ከነማ ንኢትዮጵያ ቡናን 3 ን 1 ብምስዓር ዓወት ቀኒዑዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሚየርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ባሕርዳር ከነማ ንጋንታ ኢትዮጵያ ቡናን 3 ን 1 ብምስዓር ዓወት ቀኒዑዋ፡፡ ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ዝተኻየደ 8ይ ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ÷ ፉኣድ ፈረጃ፣ ፍፁም ጥላሁንን ያሬድ ባየህን ናይ ባህርዳር ሽቶታት እንተዝግቡ፤ ብሕታዊት ሽቶ ኢትዮጵያ ቡና ሮቤል ተክለሚካኤል…