Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሚየርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ባህርዳር ከተማ ን ድሬዳዋ ከተማ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 28 ሰሙን ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሚየርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ባህርዳር ከተማ ንድሬዳዋ ከተማ 1 ን 0 ስዒራ። ኣብ ሜድኣን ቅድሚ ደገፍታን ዝተፃወተት ጋንታ ባህርዳር ከተማ፥ መናፍ ኣወል እታ ብሕታዊት ሽቶ  ኣመዝጊቡዋ፡፡ ባህርዳር ከተማ ሎሚ መዓልቲ ምስዓራ ስዒቡ ነጥባ 33 ብምብፃሕ ካብ ስግኣት ምውራድ ክትርሕቕ ክኢላ፡፡ ባህርዳር ከተማ ኣብ ቀፃሊ ምስ ጋንታታት ሰበታ ከተማን ኢትዮጵያ ቡናን ትራኸብ እንትትከውን፥ ድሬዳዋ ከተማ ድማ ምስ ኣዳማ ከተማን ፋሲል ከነማ ክትራኸብ ኢያ።…
Read More...

ጋንናታታት ፋሲል ከነማን ቅዱስ ጊዮርጊስ ኣብ ውድድር ጋንታታት ካፍ ንኢትዮጵያን ክውክላ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ጋንታ ፋሲል ከነማ ንጋንታ ኣዳማ ከተማ 2 ን 0 ስዒራ፡፡ ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ፋሲል ስዒራ ንኽትወፅእ ዘኽአላ ሽቶታት ሙጂብ ቃሲም ኣመዝጊቡወን፡፡ ፋሲል ከነማ ምዕዋታ ስዒቡ ድማ ነጥባ ናብ 55 ዘብፀሐት እንትትከውን፥ ምስ ጋንታ ቅዱስ…

ኣትሌት ሰለሞን ባረጋ ኣብ ፓሪስ ዝተኻየደ ውድድር ዳይመንድ ሊግ 5 ሺሕ ሜትሮ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ትማሊ ምሸት ኣብ ፓሪስ ዝተኻየደ ውድድር ዳይመንድ ሊግ 5 ሺሕ ሜትሮ ኣትሌት ሰለሞን ባረጋ ተዓዊቱ። ብምድብ ደቂ ተባዕትዮ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ዳይመንድ ሊግ 5 ሺሕ ሜትሮ ሰለሞን ባረፋ ነቲ ርሕቐት ቀዳማይ ኮይኑ እንትዛዝም፥ ሙክታር እንድሪስ ደግሞ ሳልሳይ ደረጃ ሒዙ ዛዚሙ፡፡ ኣዲሱ ይሁኔ ኣብቲ ምድብ 5ይ ኮይኑ…

ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሚየርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ንጋንታ ኣዳማ ከተማ ስዒራታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ መበል 26 ሰሙን ፀወታ ቤትኪንግ ፕሪሚየርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ንጋንታ ኣዳማ ከተማ 2 ን 1 ስዒራታ። ኣብ ስታዲየም ባህርዳር ዝተኻየደ ፀወታ ጋንታ ኣዳማ ከተማ ክሳብ ዕረፍቲ ብብሕታዊ ሽቶ ኣሜ መሓመድ እናመርሐት ትፅናሕ እምበር ድሕሪ ዕረፍቲ ኣቡበከር ናስር ብዘቑፀረን ክልተ ሽቶታት ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ተዓዋቲት…

ኣትሌት ማሞ መንግስቱን አትሌት ዝናሽ ጋረደውን ውድድር ማራቶን ሻምበል ኣበበ ቢቂላ ተዓዊቶም፡፡

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ማሞ መንግስቱን አትሌት ዝናሽ ጋረደውን ኣብ ከተማ ባህርዳር ዝተኻየደ መበል 38 ውድድር ማራቶን ሻምበል ኣበበ ቢቂላ ተዓዊቶም፡፡ ኣብቲ ውድድር ሚኒስትር ዴኤታ ባህልን ስፖርትን ኣምባሳደር መስፍን ቸርነትን ተቀዳሚ ከንቲባ ከተማ ባህርዳር ዶክተር ድረስ ሳህሉ ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ተረኺቦም፡፡ ብደቂ…

ኣብ መበል 22 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ፈላሞት ሜዳሊያታት ወርቂን ብሪን ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 22 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ፈላሞት ሜዳሊያታት ወርቂን ብሪን ረኺባ። እቶም ሜዳሊያታት ብ10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ተባዕትዮ ዝተረኸቡ ኢዮም። ኣብቲ ውድድር ኣትሌት ሞገስ ጥዑማይን ኣትሌት ጭምዴሳ ደበላን ተኸታቲሎም ብምእታው ንሃገሮም እቶም ሜዳሊያታት ከምፅኡ ምኽኣሎም ካብ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ…

መበል 22 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞሪሺየስ ዝካየድ መበል 22 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ተጀሚሩ። ኣብቲ ሻምፒዮና ኢትዮጵያ 28 ደቂ ኣንስቲዮ ዝርከበኦም 54 ኣትሌታት እተሳትፍ እንትትኮን፥ ኣብ መኽፈቲ ዕለት እቶም ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ዝተፈላለዩ መፃረዪ ውድድራት ክካፈሉ ኢዮም። ብ100 ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ራሄል ተስፋይን ያብስራ ጃርሶን፣…