Fana: At a Speed of Life!

ኣብ መበል 22 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ፈላሞት ሜዳሊያታት ወርቂን ብሪን ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 22 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ፈላሞት ሜዳሊያታት ወርቂን ብሪን ረኺባ።

እቶም ሜዳሊያታት ብ10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ተባዕትዮ ዝተረኸቡ ኢዮም።

ኣብቲ ውድድር ኣትሌት ሞገስ ጥዑማይን ኣትሌት ጭምዴሳ ደበላን ተኸታቲሎም ብምእታው ንሃገሮም እቶም ሜዳሊያታት ከምፅኡ ምኽኣሎም ካብ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የርድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.