Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሚየርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ባህርዳር ከተማ ን ድሬዳዋ ከተማ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 28 ሰሙን ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሚየርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ባህርዳር ከተማ ንድሬዳዋ ከተማ 1 ን 0 ስዒራ።

ኣብ ሜድኣን ቅድሚ ደገፍታን ዝተፃወተት ጋንታ ባህርዳር ከተማ፥ መናፍ ኣወል እታ ብሕታዊት ሽቶ  ኣመዝጊቡዋ፡፡

ባህርዳር ከተማ ሎሚ መዓልቲ ምስዓራ ስዒቡ ነጥባ 33 ብምብፃሕ ካብ ስግኣት ምውራድ ክትርሕቕ ክኢላ፡፡

ባህርዳር ከተማ ኣብ ቀፃሊ ምስ ጋንታታት ሰበታ ከተማን ኢትዮጵያ ቡናን ትራኸብ እንትትከውን፥ ድሬዳዋ ከተማ ድማ ምስ ኣዳማ ከተማን ፋሲል ከነማ ክትራኸብ ኢያ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.