Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ኣትሌት ሰንበሬ ተፈሪ ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ጎደና ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ሰንበሬ ተፈሪ ኣብ ኒውዮርክ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ጎደና ተዓዊታ። እታ ኣትሌት ነቲ ውድድር ንምዝዛም 1 ሰዓት 7 ደቒቓን 35 ሴኮንድ ዝወሰደላ እንትኸውን፥ ኬንያዊት ኣትሌት ኣይሪን ቼፕታይ ድማ ካልአይቲ ብምውፃእ ውድድራ ዛዚማ። ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/ ትዊተር ገፅና…
Read More...

ኣብ ቤልግሬድ ውድድር ጉያ ውሽጢ ገዛ ዓለም ብ3000 ሜትሮ ዝተገበረ ውድድር ኣትሌት ሰለሞን ባረጋ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰርቢያ ቤልግሬድ ውድድር ጉያ ውሽጢ ገዛ ዓለም 2022 ብ3000 ሜትሮ ዝተገበረ ውድድር ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም። ብ3000 ሜትሮ ውድድር ጉያ ደቂ ተባዕትዮ ዝተወዳደሩ ኣትሌታት ሰሎሞን ባረጋን ለሜቻ ግርማን፥ ንሃገሮም ሜዳሊያ ወርቂን ብሪን ኣምፂኦም። ኣትሌት ሰሎሞን ባረጋ ነቲ ርሕቐት 7፡41.38…

ትሕቲ 17 ዓመት ብሄራዊ ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ናይ መልሲ መፃረዪ ፀወታ ፅዋ ዓለም ሎሚ መዓልቲ ከካይዳ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትሕቲ 17 ዓመት ብሄራዊ ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ቀዳማይ ዙር ናይ መልሲ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ሎሚ መዓልቲ ምስ ዩጋንዳ መዘነአን ከካይዳ ኢየን። እቲ ናይ መልሲ ፀወታ ሎሚ መዓልቲ 10፡ሰዓት ኣብ ስታዲየም ኣበበ ቢቂላ ከምዝካየድ ካብ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓሬታ የረድእ። ኣብ ናይ መጀመርታ…

ኣብ ቤልግሬድ ውድድር ጉያ ውሽጢ ገዛ ደቂ ኣንስትዮ 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሳልሳይ ብምውፃእ ተዓዊተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤልግሬድ ውድድር ጉያ ውሽጢ ገዛ ዓለም 2022 ምሸት 4:35 ብደቂ ኣንስትዮ 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ዝተገበረ ውድድር ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሳልሳይ ብምውፃእ ተዓዊተን። ኣብቲ ውድድር ኣትሌትጉዳፍ ፀጋይ ቀዳመይቲ ብምውፃእ ሜዳሊያ ወርቂ ኣምፂኣ። ኣትሌትጉዳፍ ፀጋይ 3:57.19 ብዝኾነ ሰዓት…

ፍሬወይኒ ሃይሉ ሓዊሱ 4 ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ብብርኪ ዓለም ናብ ዝካየድ ሻምፒዮና ቤልግሬድ ውድድር ፍፃመ ጒያ ውሽጢ ገዛ  ሓሊፎም

አዲስ አበባ፣ መጋቢት 10፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሬወይኒ ሃይሉ ሓዊሱ 3 ኢትዮጵያዊያን ኣትሊታት ብብርኪ ዓለም ናብ ዝካየድ ሻምፒዮና ቤልግሬድ 2022 ውድድር ፍፃመ ጒያ ውሽጢ ገዛ 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ሓሊፎም። ብመሰረት እዚ ፍሬወይኒ ሃይሉን ሃብታም ኣለሙን ብ1 ሺሕን 500 ሜትሮ ኣብ ዝተኻየደ መፃረዪ ውድድር ነቲ ርሕቐት ብቐዳምነት ዛዚመን። ብደቂ ተባዕቲዮ ድማ…

ድልድል ርብዒ ፍፃመ ውድድር ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ድልድል ርብዒ ፍፃመ ውድድር ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ዕላዊ ኮይኑ። ብመሰረት እዚ፡- ጋንታ ቼልሲ ምስ ጋንታ ሪያል ማድሪድ ጋንታ ቪያሪያል ምስ ጋንታ ባየርን ሙኒክ ጋንታ ማንቼስተር ሲቲ ምስ ጋንታ ኣትሌቲኮ ማድሪድ ጋንታ ቤኔፊካ ምስ ጋንታ ሊቨርፑል ተደልዲለን። ቀዳማይ እግሪ ፀወታ 27 ን 28 መጋቢት…

ትሕቲ 20 ዓመት ደቂ ኣንስትዮ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ናይ መወዳእታ ዙር መፃረዪ ውድድር ትሕቲ 20 ዓመት ፅዋዕ ዓለም ተካይድ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ትሕቲ 20 ዓመት ደቂ ኣንስትዮ ናይ መወዳእታ ዙር መፃረዪ ውድድር ትሕቲ 20 ዓመት ፅዋዕ ዓለም ምስ ጋና መዘናኣ ተካይድ ኣላ። እቲ መፃረዪ ፀወታ ኣብ ስታዲየም ኣበበ ቢቂላ እናተኻየደ ከምዝርከብ ካብ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓሬታ የረድእ። ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ…