Fana: At a Speed of Life!

ኣትሌት ሰንበሬ ተፈሪ ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ጎደና ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ሰንበሬ ተፈሪ ኣብ ኒውዮርክ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ጎደና ተዓዊታ።

እታ ኣትሌት ነቲ ውድድር ንምዝዛም 1 ሰዓት 7 ደቒቓን 35 ሴኮንድ ዝወሰደላ እንትኸውን፥ ኬንያዊት ኣትሌት ኣይሪን ቼፕታይ ድማ ካልአይቲ ብምውፃእ ውድድራ ዛዚማ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.