Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ቤልግሬድ ውድድር ጉያ ውሽጢ ገዛ ዓለም ብ3000 ሜትሮ ዝተገበረ ውድድር ኣትሌት ሰለሞን ባረጋ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰርቢያ ቤልግሬድ ውድድር ጉያ ውሽጢ ገዛ ዓለም 2022 ብ3000 ሜትሮ ዝተገበረ ውድድር ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም።

ብ3000 ሜትሮ ውድድር ጉያ ደቂ ተባዕትዮ ዝተወዳደሩ ኣትሌታት ሰሎሞን ባረጋን ለሜቻ ግርማን፥ ንሃገሮም ሜዳሊያ ወርቂን ብሪን ኣምፂኦም።

ኣትሌት ሰሎሞን ባረጋ ነቲ ርሕቐት 7፡41.38 ብምእታው ተዓዋቲ ኮይኑ።

ኣትሌት ለሜቻ ግርማ ድማ ነቲ ርሕቐት 7፡41.63 ብምእታው ካልኣይ ደረጃ ብምውፃእ ውድድሩ ዛዚሙ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.