Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ጋንታ ኢትዮ ኤሌክትሪክ ናብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ምምላሳ ኣረጋጊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ላዕለዋይ ሊግ እናተፃወተት ዝፀንሐት ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ኢትዮ-ኤሌክትሪክ ናብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ምምላሳ ኣረጋጊፃ። ኣብ ላዕለዋይ ሊግ ኢትዮጵያ ምድብ ሀ ንጋንታ ጌዲዮ ዲላ ዘተኣናገደት ኢትዮ ኤሌክትሪክ፤ እንዳልካቸው ይልቃልን ኣቤል ሃብታሙን ብዘመዝገቡወን ሽቶታት 2 ን 0 ክትስዕር ክኢላ፡፡ ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ዘመዝገበቶ ውፅኢት ስዒቡ ድማ ጋንታ ኢትዮ ኤሌክትሪክ ሓደ ፀወታ እናተረፋ ናብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ምምላሳ ኣረጋጊፃ፡፡ ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!…
Read More...

ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ፍቅሬ በቀለ ኣብ ውድድር ጉያ ማራቶን ሮም ሓዱሽ ክብረ ወሰን እቲ ቦታ ብምስባር ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድድር ጉያ ማራቶን ሮም ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ፍቅሬ በቀለ ሓዱሽ ክብረ ወሰን እቲ ቦታ ብምስባር ተዓዊቱ። እቲ ኣትሌት 2 ሰዓት 6 ደቒቕን 48 ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ሓዱሽ ክብረ ወሰን እቲ ቦታ ዝሰበረ እንትኸውን፥ ኬንያዊ ኣትሌት ቤንጃሚን ኪፕቶ ኣብ 2009 ዘመዝገቦ ክብረወሰን ብምስባር ኢዩ ውድድሩ ብዓወት ዛዚሙ ዘሎ።…

ኣብ ቤት ኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ተሳታፊት ዝኾነት ጋንታ ኣዳማ ከተማ ስምምዕነት የስፖንሰር ሺፕ 60 ሚለየን ብር ፈሪማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ኣዳማ ከተማ ምስ ዝተፈላለዩ ኩባኒያታት  አዳማ ከተማ ስምምዕነት የስፖንሰር ሺፕ 60 ሚለየን ብር ከምዝገበረት ኣፍሊጣ፡፡ የቤት ኪንግ ኢትዮጵያ ፕሪሚየር ሊግ ተሳታፊ የሆነው አዳማ ከተማ ከአንበሳ ቢራ እና ዋሊን ቢራ አምራች ኩባንያ ጋር የስፖንሰር ሺፕ ስምምነት ተፈራርሟል ኣብ ቤት ኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ…

ኣብ ዓለም ለኸ ሻምፒዮና ቤልግሬድ ውድድር ጒያ ውሽጢ ገዛ ዝተሳተፈ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 18 ዓለም ለኸ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ቤልግሬድ ውድድር ጒያ ውሽጢ ገዛ ዝተሳተፈ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ። እቶም ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ፥ ሚኒስትር ባህልን ስፖርቲን ኣይተ ቀጄላ መርደሳን ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ  ኣትሌት ደራርቱ ቱሉን ሓዊሱ…

ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ሻምፒዮና ቤልግሬድ 2022 ውድድር ጒያ ውሽጢ ገዛ ካብ ዓለም ቀዳመይቲ ብምዃን ውድድራ ዛዚማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ሻምፒዮና ቤልግሬድ 2022 ውድድር ጒያ ውሽጢ ገዛ 9 መዳሊያ ብምእካብ ካብ ዓለም ቀዳመይቲ ብምዃን ውድድራ ዛዚማ። ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ብዝተፈላለዩ ዓይነታት ውድድር ብክልቲኡ ፆታ 4 ወርቂ፣ 3 ብሩርን 2 ነሃስን ብድምሩ 9 ሜዳሊያታት ንሃገሮም ከምዘምፅኡ ተገሊፁ። ስለዝኾነ ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም…

ትሕቲ 17 ዓመት ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ኣብ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ናብ ቀፃሊ ዙር ሓሊፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትሕቲ 17 ዓመት ብሄራዊ ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ቀዳማይ ዙር ናይ መልሲ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ምስ ዩጋንዳ መዘነአን ተፃዊተን። ኣብ ስታዲየም ኣበበ ቢቂላ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ፥ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ዩጋንዳ ሓደ ማዕረ ብዝኾነ ውፅኢት ተፈላሊየን። ብመሰረት እዚ ድማ ካብ ሜዳ ወፃእ ብዘቑፀረኦ ክለተ ሽቶታት ናብ…

ኣትሌት ሰንበሬ ተፈሪ ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ጎደና ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ሰንበሬ ተፈሪ ኣብ ኒውዮርክ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ጎደና ተዓዊታ። እታ ኣትሌት ነቲ ውድድር ንምዝዛም 1 ሰዓት 7 ደቒቓን 35 ሴኮንድ ዝወሰደላ እንትኸውን፥ ኬንያዊት ኣትሌት ኣይሪን ቼፕታይ ድማ ካልአይቲ ብምውፃእ ውድድራ ዛዚማ። ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ እዋናዊ ሓበሬታ…