Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2016 ዓ.ም 20 መስከረም ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብሪ ውድድር ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ካብ 20 መስከረም 2016 ዓ.ም ጀሚሩ ክካየድ ኢዩ። እቲ መርሃ ግብሪ ኣብ ከተማ ኣዳማ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ከምዝካየድ ተገሊፁ፡፡ ቀዳማይ ዙር ውድድር ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2016 ዓ.ም ኣብ ከተማ ኣዳማን ድሬደዋን ከምዝካየድ እውን ተሓቢሩ፡፡ ቀዳማይ ዙር መርሃ ግብሪ እቲ ሊግ ስዒቡ ቀሪቡ ኣሎ፡፡ #Ethiopia እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…
Read More...

ውድድር ላዕለዋይ ሊግ ኢትዮጵያ 17 ጥቅምቲ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድድር ላዕለዋይ ሊግ ኢትዮጵያ 17 ጥቅምቲ 2016 ዓ.ም ከምዝጅመር ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ፌደሬሽን ዘበን ውድድር 2016 ላዕለዋይ ሊግ ኢትዮጵያ ዝጅምረሉ ዕለትን ካልኦት ተተሓሓዝቲ  ሓበታታትን ንተሳተፍቲ ጋንታታት ምፍላጡ ሓቢሩ፡፡ ብመሰረት እዚ መርሃ ግብሪ ምውፃእ ዕጫ 3  ጥቅምቲ ዝካየድ…

ኣርቢትር ባምላክ ተሰማ ኣብ ዝርዝር ዋንጫ ኣፍሪካ 2024 ዝመርሑ ዋና ዳያኑ ተኻቲቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 መስከረም ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርቢትር ባምላክ ተሰማ ኣብ ዝርዝር ዋንጫ ኣፍሪካ 2024 ዝመርሑ ዋና ዳያኑ ተኻቲቱ። ኮንፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪካ(ካፍ) ኣብ ኮትዲቫር ንዝካየድ ዋንጫ ኣፍሪካ 2024 ዝመርሑ ዳያኑ ዝርዝሮም ዕላዊ ገይሩ። 85 ሰብ ሞያታት ዕላዊ ኣብ ዝተገበርሉ ዝርዝር ኢትዮጵያዊ ኢንተርናሽናል ዳይና ባምላክ ተሰማ መክታቱ…

ኣብ ፍርቂ ማራቶን ኒውካስል ኣትሌት ታምራት ቶላ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጳጉሜን ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እንግሊዝ ከተማ ኒውካስል ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ኣትሌት ታምራት ቶላ ተዓዊቱ። ኣትሌት ታምራት ቶላ ነቲ ርሕቐት 59 ደቒቕን 58 ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምዝዛም ኢዩ ቀዳማይ ወፂኡ፡፡ ካሊእ ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ሙክታር እድሪስ ድማ 1 ሰዓት 01 ደቒቕን 20 ሰከንድን ብምዝዛም 3ይ ደረጃ ሒዙ፡፡…

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ ግብፂ መዘናኣ ክትፃወት ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ምስ ግብፂ መዘናኣ ሎሚ ምሸት ክትፃወት ኢያ። ኣቐዲማ ካብ ተሳትፎ ፅዋዕ ኣፍሪካ ወፃእ ምዃና ዘረጋገፀት እታ ሃገራዊት ጋንታ÷ መርሃ ግብሪ ንምምላእ ቅድሚ መዓልቲታት ናብ ካይሮ ምእታዋ ይዝከር፡፡ ግዚያዊ ኣሰልጣኒ እታ ሃገራዊት ጋንታ ዳንኤል ገብረማሪያም ቅድሚ እቲ…

ዋልያታት መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ንምግባር ናብ ካይሮ ኣትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ (ዋሊያታት) ምስ ግብፂ መዘነኦም መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ንምግባር ናብ ካይሮ ኣትዮም፡፡ ተፃወትቲን ኣመራርሓን እታ ሃገራዊት ጋንታ ዝሓዘ ልኡኽ ናይ ሰነስተ ሰዓታት በረራ ድሕሪ ምግባር ናብ ከተማ ካይሮ ብሰላም ምእታዉ ካብ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡…

ኣትሌት ለተሰንበት 4ይ ቅልጡፍ ሰዓት 5 ሺሕ ሜትሮ ኣመዝጊባ

ኣዲሰ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ኣብ 5 ሺሕ ሜትሮ ናይ ዓለም 4ይ ቅልጡፍ ሰዓት ኣመዝጊባ። ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ኣብ በርሊን ኮንቲነንታል ቱር ዝተኻየደ ውድድር ጉያ 5 ሺሕ ሜትሮ ሪከርድ ክተሰብር ኣይትኽኣል እምበር÷ 14 ደቒቕን 08 ሰከንድን ብምእታው ኢያ 4ይ ቅልጡፍ ሰዓት ክተመዝግብ ክኢላ። ኣብ ውድድር ጉያ ደቂ…