Fana: At a Speed of Life!

ኣስቶንቪላ፣ ኤቨርተንን ክሪስታል ፓላስን ንተጋጠምተን ብምስዓር ተዓዊተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 34 ሰሙን ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣስቶንቪላ፣ ኤቨርተንን ክሪስታል ፓላስን ንተጋጠምተን ብምስዓር ተዓዊተን።

በዚ ድማ ኤቨርተን ንኖቲንግሃም ፎረስት 2 ን 0 እንትትስዕር÷ ክሪስታል ፓላስ ንዌስትሃም 5 ን 2 ስዒራታ፡፡

ካብዚ ብተወሳኺ ብጋንታ በርንማውዝ እናተመርሐት ዝፀንሐት ጋንታ ኣስቶንቪላ 3 ን 1 ብምስዓር ተዓዊታ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.