Fana: At a Speed of Life!

ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2016 ዓ.ም 20 መስከረም ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብሪ ውድድር ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ካብ 20 መስከረም 2016 ዓ.ም ጀሚሩ ክካየድ ኢዩ።

እቲ መርሃ ግብሪ ኣብ ከተማ ኣዳማ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ከምዝካየድ ተገሊፁ፡፡

ቀዳማይ ዙር ውድድር ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2016 ዓ.ም ኣብ ከተማ ኣዳማን ድሬደዋን ከምዝካየድ እውን ተሓቢሩ፡፡

ቀዳማይ ዙር መርሃ ግብሪ እቲ ሊግ ስዒቡ ቀሪቡ ኣሎ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.