Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ሃገራዊት ጋንታ ስፔን ፅዋዕ ዓለም 2023 ደቂ ኣንስትዮ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፍፃመ ፀወታ ደቂ ኣንስትዮ ፅዋዕ ዓለም 2023 ስፔን ንእንግሊዝ 1 ን 0 ብምስዓር ንፈለማ እዋን ተዓዋቲት ኮይና። ኣምበል እታ ሃገራዊት ጋንታ ኦልጋ ካርሞና ኣብ መበል 29 ደቒቕ ብዘመዝገበታ ሸቶ ስፔን ክትዕወት ክኢላ። ሓላዊት ልዳት እንግሊዝ ሜሪ ኢርፕስ ኣብ ካልኣይ ፍርቂ ፀወታ ናይ ጄኒፈር ሄርሞሶን ፍፁም ቅላዕ ክተድሕን ክኢላ። ተፃዋቲት ሃገራዊት ጋንታ ስፔን ኣይታና ቦንማቲ ኮኸብ ተፃዋቲት እቲ ውድድር ብምዃን እትትምረፅ፥ ሓላዊት ልዳት እንግሊዝ ሜሪ ኢርፕስ ኮኸብ ሓላዊት ልዳር…
Read More...

ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተወዳደርቲ ትፅቢት ዝግበሩሉ ውድድር ፍፃመ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተወዳደርቲ ትፅቢት ዝግበሩሉ ውድድር ፍፃመ 10 ሺሕ ሜትሮ ምሸት ሰዓት 1፡25 ክካየድ ኢዩ። ኣብቲ ውድድር÷ ኣትሌታት በሪሁ ኣረጋዊ፣ ሰለሞን ባረጋን ይስማው ድሉን ትፅቢት ይግበረሎም፡፡ ብካሊእ መዳይ ምሸት ሰዓት 12፡05 ኣብ ዝካየድ ውድድር ፍርቂ ፍፃመ ደቂ ኣንስትዮ 1 ሺሕን 500 ሜትሮ÷…

ኢትዮጵያ ካብ ቀዳማይ ካሳብ ሳልሳይ ደረጃ ብዝሓዛ ኣትሌታት ደቂ ኣኒስቲዮ መዳሊያ ወርቂ፣ ብሩርን ነሓስን ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቡዳፔስት ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል 19 ውድድር ሻምፒዮን ኣትሌቲክስ፥ ኢትዮጵያ ኣብ ውድድር ፍፃመ 10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣነስቲዮ መዳሊያ ወርቂ፣ ብሩርን ነሓስን ረኺባ። ኣብቲ ውድድር ጉዳፍ ፀጋይ ቀዳመይቲ፣ ለተሰንበት ግደይ ካልአይቲ፣ እጅጋየሁ ታዬ ሳልሰይቲ ብምዃን ንሃገረን መዳሊያታት ወርቂ፣ ብሩርን ነሓስን…

ሎሚ ምሸት ኣብ ዝካየድ ውድድር ፍፃመ 10 ሺሕ ሜትሮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዝበለፀ ውፅኢት ንከመዝግባ ትፅቢት ይግበር

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ምሸት ኣብ ሃንጋሪ ቡዳፔስት ኣብ ዝካየድ መበል 19  ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ውድድር ፍፃመ 10 ሺሕ ሜትሮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዝበለፀ ውፅኢት ንከመዝግባ ትፅቢት ይግበር። ኣብቲ ውድድር፥ ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ፣  ጉዳፍ ፀጋይ፣ እጅጋየሁ ታዬን ለምለም ሃይሉን  ኢትዮጵያ ዝውክላ ኢየን። እቲ ውድድር ሎሚ ምሸት…

ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብ3 ሺሕ ሜትሮ ውድድር መሰናክል ደቂ ተባዕቲዮ  ናብ ፍፃመ ሓሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃንጋሪ ቡዳፔስ ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ፥ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብ3 ሺሕ ሜትሮ ውድድር መሰናክል ደቂ ተባዕቲዮ  ናብ ፍፃመ ሓሊፎም። ኣብ ምድብ ሓደ ዝተወዳደረ ኣትሌት ጌትነት ዋለ 8:19.99 ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ካብቲ ምድብ ቀዳማይ ብምውፃእ ናብ ውድድር ፍፃመ ሓሊፉ። ኣብ ምድብ ሰለስተ…

ሓጋዚት ኮሚሽነር ደራርቱ ቱሉ ንምዕባለ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ንዘበርከትኡ ኣስተዋፅኦ ኣፍልጦ ተዋሂቡወን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓጋዚት ኮሚሽነር ደራርቱ ቱሉ ንምዕባለ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ንዘበርከትኡ ኣስተዋፅኦ ሽልማት ”ፕላክ ኦፍ ሜሪት”ን ኣፍልጦን ተዋሂቡወን። እተን ሓጋዚት ኮሚሽነር ኣብ ዓውዲ ኣትሌቲክስ ሽም ኢትዮጵያ ብዓለም ዘፀወዓ ዝነኣዳ ኣትሌት አንትኾና፥ ኣብዚ ሐዚ እዋን ፕሬዚዳንት ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ብምዃን ዘገለግላ ዘለዋ ኢየን።…

ቲዮ ዋልኮት ንባዕሉ ካብ ፀወታ ኩዕሾ እግሪ ኣግሊሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ተፃዋታይ ኣርሰናልን ሃገራዊት ጋንታ እንግሊዝን ቲዮ ዋልኮት ኣብ 34 ዓመቱ ንባዕሉ ካብ ፕሮፌሽናል ፀወታ ኩዕሾ እግሪ ኣግሊሉ። ዋልኮት ንናይቁልዕነት ጋንትኡ ኣርሰናል ልዕሊ 100 ሸቶታት ዘመዝገበ እንትኸውን÷ ኣብ ኩዕሾ እግሪ ህይወቱ 47 ፀወታታት ንሃገራዊት ጋንታ እንግሊዝ ተፃዊቱ። ኣብ 16 ዓመቱ ናብ ኣርሰናል…