Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ኢትዮጵያ ካብ ቀዳማይ ካሳብ ሳልሳይ ደረጃ ብዝሓዛ ኣትሌታት ደቂ ኣኒስቲዮ መዳሊያ ወርቂ፣ ብሩርን ነሓስን ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቡዳፔስት ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል 19 ውድድር ሻምፒዮን ኣትሌቲክስ፥ ኢትዮጵያ ኣብ ውድድር ፍፃመ 10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣነስቲዮ መዳሊያ ወርቂ፣ ብሩርን ነሓስን ረኺባ። ኣብቲ ውድድር ጉዳፍ ፀጋይ ቀዳመይቲ፣ ለተሰንበት ግደይ ካልአይቲ፣ እጅጋየሁ ታዬ ሳልሰይቲ ብምዃን ንሃገረን መዳሊያታት ወርቂ፣ ብሩርን ነሓስን ኣምፂአን።
Read More...

ሎሚ ምሸት ኣብ ዝካየድ ውድድር ፍፃመ 10 ሺሕ ሜትሮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዝበለፀ ውፅኢት ንከመዝግባ ትፅቢት ይግበር

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ምሸት ኣብ ሃንጋሪ ቡዳፔስት ኣብ ዝካየድ መበል 19  ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ውድድር ፍፃመ 10 ሺሕ ሜትሮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዝበለፀ ውፅኢት ንከመዝግባ ትፅቢት ይግበር። ኣብቲ ውድድር፥ ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ፣  ጉዳፍ ፀጋይ፣ እጅጋየሁ ታዬን ለምለም ሃይሉን  ኢትዮጵያ ዝውክላ ኢየን። እቲ ውድድር ሎሚ ምሸት…

ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብ3 ሺሕ ሜትሮ ውድድር መሰናክል ደቂ ተባዕቲዮ  ናብ ፍፃመ ሓሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃንጋሪ ቡዳፔስ ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ፥ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብ3 ሺሕ ሜትሮ ውድድር መሰናክል ደቂ ተባዕቲዮ  ናብ ፍፃመ ሓሊፎም። ኣብ ምድብ ሓደ ዝተወዳደረ ኣትሌት ጌትነት ዋለ 8:19.99 ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ካብቲ ምድብ ቀዳማይ ብምውፃእ ናብ ውድድር ፍፃመ ሓሊፉ። ኣብ ምድብ ሰለስተ…

ሓጋዚት ኮሚሽነር ደራርቱ ቱሉ ንምዕባለ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ንዘበርከትኡ ኣስተዋፅኦ ኣፍልጦ ተዋሂቡወን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓጋዚት ኮሚሽነር ደራርቱ ቱሉ ንምዕባለ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ንዘበርከትኡ ኣስተዋፅኦ ሽልማት ”ፕላክ ኦፍ ሜሪት”ን ኣፍልጦን ተዋሂቡወን። እተን ሓጋዚት ኮሚሽነር ኣብ ዓውዲ ኣትሌቲክስ ሽም ኢትዮጵያ ብዓለም ዘፀወዓ ዝነኣዳ ኣትሌት አንትኾና፥ ኣብዚ ሐዚ እዋን ፕሬዚዳንት ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ብምዃን ዘገለግላ ዘለዋ ኢየን።…

ቲዮ ዋልኮት ንባዕሉ ካብ ፀወታ ኩዕሾ እግሪ ኣግሊሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ተፃዋታይ ኣርሰናልን ሃገራዊት ጋንታ እንግሊዝን ቲዮ ዋልኮት ኣብ 34 ዓመቱ ንባዕሉ ካብ ፕሮፌሽናል ፀወታ ኩዕሾ እግሪ ኣግሊሉ። ዋልኮት ንናይቁልዕነት ጋንትኡ ኣርሰናል ልዕሊ 100 ሸቶታት ዘመዝገበ እንትኸውን÷ ኣብ ኩዕሾ እግሪ ህይወቱ 47 ፀወታታት ንሃገራዊት ጋንታ እንግሊዝ ተፃዊቱ። ኣብ 16 ዓመቱ ናብ ኣርሰናል…

ካልኣይ ዙር ልኡኽ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ናብ ሃንጋሪ ቡዳፔስት ኣምሪሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ዙር ልኡኽ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ናብ ሃንጋሪ ቡዳፔስት ኣትዩ። እቲ ልኡኽ ኣብ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ንምስታፍ ኢዩ ተጓዒዙ። ካብ መንጎ ኣባላት እቲ ልኡኽ መዳሊያ ከምፅኡ ኢዮም ተባሂሎም ትፅቢት ዝግበረሎም ኣትሌት በሪሁ ኣረጋዊን ሰለሙን ኣረጋን ሓዊሱ ብዙሓት ኣትሌታት ምክታቶም ኣብ ፌዴሬሽን…

ሃገራዊት ጋንታ እንግሊዝ ኣብ ውድድር ፅዋዕ ዓለም ደቂ ኣንስትዮ ንፍፃመ በፂሓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድድር ፅዋዕ ዓለም ደቂ ኣንስትዮ ሃገራዊት ጋንታ እንግሊዝ ንመሰናድኢት እቲ ውድድር ኣውስትራሊያ 3 ን 1 ብብዝኾነ ውፅኢት ምስዓር ንፍፃመ በፂሓ። እንግሊዝ ንኽትዕወት ኤላ ቶኒ፣ ላውረን ሄምፕን ኣሌሲያ ሩሶን ሸቶታት እንተመዝግባ÷ ብሕታዊት ሸቶ ውስትራሊያ ድማ ሳም ኬር ኣመዝጊባታ፡፡ ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ…