Fana: At a Speed of Life!

ሓጋዚት ኮሚሽነር ደራርቱ ቱሉ ንምዕባለ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ንዘበርከትኡ ኣስተዋፅኦ ኣፍልጦ ተዋሂቡወን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓጋዚት ኮሚሽነር ደራርቱ ቱሉ ንምዕባለ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ንዘበርከትኡ ኣስተዋፅኦ ሽልማት ”ፕላክ ኦፍ ሜሪት”ን ኣፍልጦን ተዋሂቡወን።

እተን ሓጋዚት ኮሚሽነር ኣብ ዓውዲ ኣትሌቲክስ ሽም ኢትዮጵያ ብዓለም ዘፀወዓ ዝነኣዳ ኣትሌት አንትኾና፥ ኣብዚ ሐዚ እዋን ፕሬዚዳንት ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ብምዃን ዘገለግላ ዘለዋ ኢየን።

ስለዝኾነ ኮንግረስ ኣትሌቲክስ ዓለም ክሳብ ሐዚ ኣብ ዓውዲ ኣትሌቲክስ ንዝገበርኡ ኣስተዋፅኦ ሽልማት ”ፕላክ ኦፍ ሜሪት”ን ኣፍልጦን ከምዝሃበን ኣብቲ ፌዴሬሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.