Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ካብ መላእ ኢትዮጵያ ዝተውፃእፅኡ ልኡኻን ባህልን ስፖርትን ኣብ ኢንተርናሽናል ስታዲየም ኣቃቂ ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ መላእ ኢትዮጵያ ዝተውፃእፅኡ ልኡኻን ባህልን ስፖርትን ኣብ ኢንተርናሽናል ስታዲየም ኣቃቂ ዑደት ኣሳሊጦም። ኣባላት እቲ ልኡኽ፥ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ማእኸላት ህንፀት ስፍራታት ስፖርትን ስብእና መናእሰይን መርኣዮም ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ ገሊፀን። ብተወሳኺ ንዓለም ለኸ ውድድረ ስፖርት ዓሊሙ ዝስራሕ ዘሎ እቲ ስታዲየም ምዕዛቦም ገሊፀን። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…
Read More...

ኣስቶንቪላ፣ ኤቨርተንን ክሪስታል ፓላስን ንተጋጠምተን ብምስዓር ተዓዊተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 34 ሰሙን ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣስቶንቪላ፣ ኤቨርተንን ክሪስታል ፓላስን ንተጋጠምተን ብምስዓር ተዓዊተን። በዚ ድማ ኤቨርተን ንኖቲንግሃም ፎረስት 2 ን 0 እንትትስዕር÷ ክሪስታል ፓላስ ንዌስትሃም 5 ን 2 ስዒራታ፡፡ ካብዚ ብተወሳኺ ብጋንታ በርንማውዝ እናተመርሐት ዝፀንሐት ጋንታ ኣስቶንቪላ 3 ን…

ኢትዮጵያ ቡናን መቻልን ሓደ ማዕረ ተፈላሊየብ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 22 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ዝተራኸባ ጋንታታት ኢትዮጵያ ቡናን መቻልን ሓደ ማዕረ ብዝኾነ ውፅኢት ተፈላሊየን፡፡ ናይ ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ሸቶ ኣማኑኤል ኣድማሱ እንተመዝግባ፤ ምንይሉ ወንድሙ ድማ ብፍፁም ቅላዕ ንመቻል ኣመዝጊቡ፡፡ መርሃ ግብሪ እቲ ፕሪሚየር ሊግ እንትቕፅል ምሸት ሰዓት 1 ጋንታ…

ኣብ 41 ዓመቱ ቅልጡፍ ሰዓት ማራቶን ዘመዝገበ ኣትሌት – ቀነኒሳ በቀለ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ ኣብ ለንደን ኣበ ዝተኻደ ውድድር ማራቶን  ልዕሊ 40 ዓመት ዝኾኖም ኣትሌታት ካብ 2019 ንደሓር ቅልጡፍ ሰዓት ብምምዝጋብ ናእዳ ረኺቡ፡፡ ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን ለንደን 2 ሰዓት 4 ደቒቕን 15 ሰከንድን ብምእታው ካልኣይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚሙ፡፡ ኣትሌቲክስ…

ኣትሌት ጫላ ረጋሳ ኣብ ማራቶን ቪዬና 2024 ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ጫላ ረጋሳ ኣብ ውድድር ጉያ ማራቶን ቪዬና 2024 2 ሰዓት 6 ደቒቕን 35 ሰከንድን ብምእታው ተዓዊቱ፡፡ ብተመሳሳሊ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን ለንደን ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ 2 ሰዓት 4 ደቒቕን 15 ሰከንድን ብምእታው ካልኣይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚሙ፡፡ ኣትሌት ትእግስት ኣሰፋ እውን ኣብቲ ውድድር ብደቂ ኣንስትዮ…

ውድድር ጉያ ጎደና 10 ኪሎ ሜትሮ ኢትዮጵያ ተፍሪ ተኻዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድድር ጉያ ጎደና 10 ኪሎ ሜትሮ ኢትዮጵያ ተፍሪ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ። ኣብቲ ውድድር ልዕሊ 10 ሺሕ ውልቀ ሰባት ከምኡ እውን ካብ 22 ጋንታታት ዝተውፃእፅኡ ኣትሌታት ተሳቲፎም፡፡ ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክታ ኢትዮጵያ ፈርዮም ናብ ዓለም ለኸ ጋንታታት ዝቐርቡ ዕጥቂታት ስፖርት ምፍላጥ ዕላማ እቲ ጉያ ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡…

ኣብ ኬንያ ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር ጉያ 5 ሺሕ ሜትሮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብኽልቲኡ ፆታ ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኬንያ ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር ጉያ 5 ሺሕ ሜትሮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብኽልቲኡ ፆታ ተዓዊቶም። እቲ ውድድር ትማሊ ምሽት ዝተኻየደ እንትኸውን፥ ዓለም ለኸ ውድድር ኣትሌቲክስ ኮንቲኔንታል ቱር ጎልድ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣትሌት ማርታ ነቲ ርሕቐት ብ15 ደቒቓን 14 ሰከንድን 54 ማይክሮ ሰከንድን…