Fana: At a Speed of Life!

ኣትሌት ጫላ ረጋሳ ኣብ ማራቶን ቪዬና 2024 ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ጫላ ረጋሳ ኣብ ውድድር ጉያ ማራቶን ቪዬና 2024 2 ሰዓት 6 ደቒቕን 35 ሰከንድን ብምእታው ተዓዊቱ፡፡

ብተመሳሳሊ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን ለንደን ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ 2 ሰዓት 4 ደቒቕን 15 ሰከንድን ብምእታው ካልኣይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚሙ፡፡

ኣትሌት ትእግስት ኣሰፋ እውን ኣብቲ ውድድር ብደቂ ኣንስትዮ 2 ሰዓት 16 ደቒቕ 23 ሰከንድን ብምእታው ካልአይቲ ወፂኣ፡፡

ኣብ ማራቶን ለንደን ብክልቲኡ ፆታ ኬንያውያን ኣትሌታት እንትዕወቱ÷ ኣብ ቪዬና ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን ደቂ ተባዕትዮ እውን ኬንያውያን ኣትሌታት 2ይን 3ን ደረጃ ብመሓዝ ዛዚሞም፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.