Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ኣብ ኮሎምቢያ ካሊ ዝካየድ ትሕቲ 20 ዓመት ሻምፒዮና ትሌቲክስ ዓለም ኢትዮጵያ ተወሳኺ ሜዳሊያ ወርቂ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)3 ሽሕ ሜትሮ ፍፃመ ውድድር ደቂ ተባዕትዮ ዝተሳተፈ ኣትሌት ልኬነህ ኣዘዘ 7:44.06 ብዝኾነ ሰዓት 1ይ ብምውፃእ ንኢትዮጵያ ሜዳሊያ ወርቂ ኣምፂኡ። ካሊእ ኣብ ውድድር ዝተኻፈለ ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ድርባ ግርማ 7:50.63 ብዝኾነ ሰዓት 4ይ ኮይኑ ብምዝዛም ዲፕሎማ ረኺቡ። ብተመሳሳሊ 800 ሜትሮ ውድድር ፍርቂ ፍፃመ ብምድብ ሓደ ዝተኻፈለ ኤርሚያስ ግርማ 1:47.96 ብዝኾነ ሰዓት 1ይ ብምውፃእ ናብ ውድድር ፍፃመ ሓሊፉ። ኣብዚ ርሕቐት ውድድር ፍርቂ ፍፃመ ምድብ ሰለስተ መርሲሞይ ካሳሁን…
Read More...

ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ ምሸት ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ድሕሪ ናይ ኣዋርሕ ዕረፍቲ ሎሚ መዓልቲ ምሸት ክጅምር ኢዩ። እቲ ሊግ ሎሚ መዓልቲ እንትጅምር÷ ምሸት ሰዓት ኣርባዕተ ጋንታ ክሪስታል ፓላስ ምስ ጋንታ ኣርሰናል ኣብ ስታዲዮም ሼልስት ፓርክ ክራኸባ ኢየን፡፡ ኣብ ፈላማይ ሰሙን ፀወታ እቲ ሊግ÷ ጋንታታት ሊቨርፑል ምስ ፉልሃም፣ ቼልሲ ምስ ኤቨርተን…

ኣብ መፃረዪ ውድድር 800 ሜትሮ ደቂ ተባዕቲዮ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ናብ ዝቕፅል ፍርቂ ፍፃመ ሓሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ሎሚ ኣማሲዩ ኣብ ኮሎምቢያ ካሊ ኣብ ዝተኻየደ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ትሕቲ 20 ዓመት መፃረዪ ውድድር 800 ሜትሮ ደቂ ተባዕቲዮ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ናብ ዝቕፅል ፍርቂ ፍፃመ ሓሊፎም። ኣትሌት ኤርሚያስ ግርማ 1 ደቒቓን 48 ሰከንድን 39 ማይክሮ ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ቀዳማይ ብምውፃእ፣ ኣትሌት መርሲሞይ ካሳሁን 1…

ኢትዮጵያ ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ትሕቲ 20 ዓመት ተወሳኺ መዳሊያ ብሩር ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ኮሎምቢያ ካሊ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ትሕቲ 20 ዓመት ተወሳኺ መዳሊያ ብሩር ረኺባ። ብ1 ሺሕን 500 ሜትሮ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ኣትሌት ኤርሚያስ ግርማ ነቲ ርሕቐት ብ3 ደቒቓ 37 ሰከንድ 24 ማይክሮ ሰከንድ ብምዝዛም መበል ካልኣይ ደረጃ ሒዙ። ብመሰረት እዚ ኢትዮጵያ ኣብ ሻምፒዮና…

ሎሚ መዓልቲ ቀትሪን ለይቲን ኣብ ዝካየዱ ውድድራት መፃረዪን ፍፃመን ሻምፒዮና ዓለም ኢትዮጵያውያን ኣትሌቶች ክሳተፉ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ሳልሳይ መዓልቲ ኣብ ዝሓዘ ትሕቲ 20 ዓመት ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ሎሚ መዓልቲ ቀትሪን ለይቲን ኣብ ዝካየዱ ውድድራት መፃረዪን ፍፃመን ኢትዮጵያውያን ኣትሌቶች ክሳተፉ ኢዮም። ሎሚ ቀትሪ ድሕሪ ሰዓት 11 ኣብ ዝካየደ መፃረዪ ውድድር 3 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ተባዕትዮ÷ ኣትሌት መልኬነህ ኣዘዘውን ኣብዲሳ ፈይሳን ንኢትዮጵያ ክውክሉ…

ኣብ ትሕቲ 20 ዓመት ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ኢትዮጵያ ፈለምቲ ሜዳሊያታት ወርቂን ብሩርን ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትሕቲ 20 ዓመት ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ኢትዮጵያ ፈለምቲ ሜዳሊያታት ወርቂን ብሩርን ረኺባ። ኣኮሎምቢያ ካሊ እየተኻየደ ዝርክብ ትሕቲ 20 ዓመት ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ለይቲ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ 5 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ተባዕትዮን 3 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮን ፈለምቲ ሜዳሊያታት ወርቂን ብሩርን ክትረክብ ክኢላ።…

ትሕቲ 20 ዓመት ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ሎሚ መዓልቲ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኮሎምቢያ ካሊ ዝጅምር ትሕቲ 20 ዓመት ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብዝተፈላለዩ ውድድራት ክሳተፉ ኢዮም። ብመሰረት እዚ ምሸት ሰዓት 12 መፃረዪ ውድድር ደቂ ተባዕትዮ 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ዝግበር እንትኸውን፥ ምሸት ሰዓት 12፡30 ድማ መፃረዪ ውድድር 3 ሺሕ ሜትሮ መሕንኩሎ ደቂ…