Fana: At a Speed of Life!

ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ ምሸት ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ድሕሪ ናይ ኣዋርሕ ዕረፍቲ ሎሚ መዓልቲ ምሸት ክጅምር ኢዩ።

እቲ ሊግ ሎሚ መዓልቲ እንትጅምር÷ ምሸት ሰዓት ኣርባዕተ ጋንታ ክሪስታል ፓላስ ምስ ጋንታ ኣርሰናል ኣብ ስታዲዮም ሼልስት ፓርክ ክራኸባ ኢየን፡፡

ኣብ ፈላማይ ሰሙን ፀወታ እቲ ሊግ÷ ጋንታታት ሊቨርፑል ምስ ፉልሃም፣ ቼልሲ ምስ ኤቨርተን ከምኡ እውን ቶተንሃም ምስ ሳውዝሃምፕተ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.