Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ሎሚ ምሸት ኣብ ዝሳለጡ ክልተ ፀወታታት ፍፃመ ኢትዮጵያን ኣትሌታት ልዑል ግምት ተገይሩም ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ መዓልቲ ኣብ ዝገበረ ኣብ ጋና ኣንካራ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ መበል 13 መላእ ፀወታታት ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ውድድራት ፍፃመ ከምዝካየዱ ዝወፅአ መርሃ ገብሪ ይሕብር። ብመሰረት እዚ፥ ሎሚ ምሸት ኣብ ዝሳለጡ ክልተ ፀወታታት ፍፃመ 800ን 10 ሺሕን ሜትሮ ውድድር ጉያ ኢትዮጵያን ኣትሌታት ልዑል ግምት ተገይሩም ኣሎ። ሰዓት 4 ኣብ ዝካየድ ውድድር 800 ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ፥ ኣትሌት ኣስቴር ኣሬሬን ፅጌ ዱጉማን ልዑል ግምት ተገይሩለን ኣሎ።’ ኣብ ተመሳሳሊ ሰዓት ኣብ ዝካየድ ውድድር 10…
Read More...

ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብ5 ሺሕ ሜትሮ ውድድር ጉያ ደቂ ኣንስትዮ ተዓዊተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 13 መላእ ፀወታታት ኣፍሪካ ብ5 ሺሕ ሜትሮ ውድድር ፍፃመ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑወን። ኣትሌት መዲና ኢሳ ነቲ ርሕቐት ቀዳመይቲ ብምውፃእ ንሃገራ ሜዳልያ ወርቂ ኣምፅኣ። ኣብቲ ርሕቐት ኣትሌት ብርቱካን ሞላ 2ይ ኣትሌት መልክናት ውዱ 3ይ ደረጃ ብመሓዝ ሜዳልያ ብሩር ነሓስን ኣምፂአን።…

ኣትሌት ሳሙኤል ፍሬው ብውድድር ጉያ መሰናክል 3 ሺሕ ሜትሮ መዳሊያ ወርቂ ንሃገሩ ኣምፂኡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ሳሙኤል ፍሬው፥ ኣብ መበል 13 ፀወታታት መላእ ኣፍሪካ ብውድድር ጉያ መሰናክል 3 ሺሕ ሜትሮ መዳሊያ ወርቂ ንሃገሩ ኣምፂኡ። ኣትሌት ሳሙኤል ነቲ ርሕቐት 8 ደቒቓ 24 ሰከንድን 30 ማይክሮ ሰከንድን ብዝኾነ ብምዝዛም ኢዩ ቀዳማይ ወፃኢኡ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…

ፋሲል ከነማን ሲዳማ ቡናን ክልተ ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ፋሲል ከነማን ሲዳማ ቡናን ክልተ ማዕረ ተፈላሊየን። መበል 18 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ተኻይዱ፡፡ ፋሲል ከነማን ሲዳማ ቡናን ቀትሪ ሰዓት 10 ኣብ ዘካየደኦ ፀወታ 2 ማዕረ ብዝኾነ ውፅኢት ተፈላልየን፡፡ በዚ ድማ ሰቶታት ፋሲል ከነማ ቃልኪዳን…

ኣትሌት ጀማል ይመር ናይ ባዕሉ ቅልጡፍ ሰዓት ብምምዝጋብ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ኮሪያ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን ሴኡል ኣትሌት ጀማል ይመር ናይ ባዕሉ ቅልጡፍ ሰዓት ብምምዝጋብ ተዓዊቱ፡፡ ኣትሌት ጀማል ዝተዓወተ 2 ሰዓት 6 ደቒቕን 8 ሰከንድን ብምእታው እንትኸውን÷ እዚ ድማ ናይ ባዕሉ ቅልጡፍ ሰዓት ብምዃን ተመዝጊቡ፡፡ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…

ልዕሊ 15 ሺሕ ደቂ ኣንስትዮ ዝተሳተፋሉ ውድድር ጉያ 5 ኪሎ ሜትሮ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 15 ሺሕ ደቂ ኣንስትዮ ዝተሳተፋሉ መበል 21 ዙር ውድድር ጉያ 5 ኪሎ ሜትሮ ቅድሚያ ንደቂ ኣንስትዮ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ። ኣብቲ ውድድር÷ ጉታኒ ሻንቆ 1ይቲ፣ ብርነሽ ደሴ 2ይቲን መቅደስ ሽመልስ 3ይቲ ብምውፃእ ዛዚመን፡፡ መበገሲኡን ነመዛዘሚኡን ኣብ ከባቢ ሆቴል ኣላስ አካባቢ ዝገበረ ውድድር ጉያ÷ “ዓቕሚ ደቂ…

ኢትዮጵያ ኣብ መላእ ፀወታታት ኣፍሪካ ፈላማይ ሜዳሊያኣ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መበል 13 ኣብ መላእ ፀወታታት ኣፍሪካ ፈላማይ ሜዳሊያኣ ረኺባ። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻደ ትሕቲ 23 ዓመት ነፀላ ውድድር ብሽክሌታ ደቂ ተባዕትዮ ኪያ ጀማል 2ይ ደረጃ ብምውፃእ ሜዳሊያ ብሩር ረኺቡ። ኣብቲ ውድድር ደቡብ ኣፍሪካ ቀዳመይቲ ብምዃን እንትትዛዝም÷ ሞሪሺየስ 3ይ ደረጃን ብመሓዝ ዛዚማ።…