Fana: At a Speed of Life!

ኣትሌት ጀማል ይመር ናይ ባዕሉ ቅልጡፍ ሰዓት ብምምዝጋብ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ኮሪያ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን ሴኡል ኣትሌት ጀማል ይመር ናይ ባዕሉ ቅልጡፍ ሰዓት ብምምዝጋብ ተዓዊቱ፡፡

ኣትሌት ጀማል ዝተዓወተ 2 ሰዓት 6 ደቒቕን 8 ሰከንድን ብምእታው እንትኸውን÷ እዚ ድማ ናይ ባዕሉ ቅልጡፍ ሰዓት ብምዃን ተመዝጊቡ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.