Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ዳይመንድ ሊግ ሻንጋይ ካብ ቀዳማይ ክሳብ ራብዓይ ደረጃ ብምሓዝ ተዓዊተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ዳይመንድ ሊግ ሻንጋይ ካብ ቀዳማይ ክሳብ ራብዓይ ደረጃ ብምሓዝ ተዓዊተን።
ኣብ ውድድር 5 ሺሕ ሜትሮ፥ ኣትሌት መቅደስ ዓለምሸት ቀዳመይቲ ብምዃን ተዓዊታ።
ኣትሌት ኣያል ዳኛቸው፣ ለተሰንበት ግደይን ውብርስት ኣስቻለን ብቕደም ሰዓብ ካብ ካልኣይ ክሳብ ራብዓይ ደረጃ ብምሓዝ ውድድረን ዛዚመን።
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.