Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ኣትሌት ጀማል ይመር ናይ ባዕሉ ቅልጡፍ ሰዓት ብምምዝጋብ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ኮሪያ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን ሴኡል ኣትሌት ጀማል ይመር ናይ ባዕሉ ቅልጡፍ ሰዓት ብምምዝጋብ ተዓዊቱ፡፡ ኣትሌት ጀማል ዝተዓወተ 2 ሰዓት 6 ደቒቕን 8 ሰከንድን ብምእታው እንትኸውን÷ እዚ ድማ ናይ ባዕሉ ቅልጡፍ ሰዓት ብምዃን ተመዝጊቡ፡፡ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/ ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision ዩቲዩብ…
Read More...

ልዕሊ 15 ሺሕ ደቂ ኣንስትዮ ዝተሳተፋሉ ውድድር ጉያ 5 ኪሎ ሜትሮ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 15 ሺሕ ደቂ ኣንስትዮ ዝተሳተፋሉ መበል 21 ዙር ውድድር ጉያ 5 ኪሎ ሜትሮ ቅድሚያ ንደቂ ኣንስትዮ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ። ኣብቲ ውድድር÷ ጉታኒ ሻንቆ 1ይቲ፣ ብርነሽ ደሴ 2ይቲን መቅደስ ሽመልስ 3ይቲ ብምውፃእ ዛዚመን፡፡ መበገሲኡን ነመዛዘሚኡን ኣብ ከባቢ ሆቴል ኣላስ አካባቢ ዝገበረ ውድድር ጉያ÷ “ዓቕሚ ደቂ…

ኢትዮጵያ ኣብ መላእ ፀወታታት ኣፍሪካ ፈላማይ ሜዳሊያኣ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መበል 13 ኣብ መላእ ፀወታታት ኣፍሪካ ፈላማይ ሜዳሊያኣ ረኺባ። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻደ ትሕቲ 23 ዓመት ነፀላ ውድድር ብሽክሌታ ደቂ ተባዕትዮ ኪያ ጀማል 2ይ ደረጃ ብምውፃእ ሜዳሊያ ብሩር ረኺቡ። ኣብቲ ውድድር ደቡብ ኣፍሪካ ቀዳመይቲ ብምዃን እንትትዛዝም÷ ሞሪሺየስ 3ይ ደረጃን ብመሓዝ ዛዚማ።…

ምድብ ድልድል ርብዒ ፍፃመ ዩሮፓ ሊግ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምድብ ድልድል ርብዒ ፍፃመ ዩሮፓ ሊግ 2023/24 ዕላዊ ኮይኑ። ብመሰረት እቲ ድልድል ኤሲ ሚላን ምስ ሮማ ክራኸባ ኢየን፡፡ ካብዚ ብተወሳኺ ሊቨርፑል ምስ ኣታላንታ÷ ባየርሊቨርኩሰን ምስ ዌስትሃም ዩናይትድ ፀወተአን ክገብራ ኢየን፡፡ ብካሊእ መዳይ ቤኔፊካ ምስ ኦሎምፒክ ማርሴ ከምዝተደልደላ ዝወፅአ መርሃ ግብሪ…

ድልድል ርብዒ ፍፃመ ውድድር ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 መጋቢት፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)ድልድል ርብዒ ፍፃመ ውድድር ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ዕላዊ ኮይኑ። ብመሰረት እዚ፡- ኣርሰናል ምስ ባየር ሙኒክ ኣትሌቲኮ ማድሪድ ምስ ቦርሺያ ዶርትመንድ ሪያል ማድሪድ ምስ ማንቸስተር ሲቲ ፓሪሰንት ዠርሜይን ምስ ባርሴሎና ኣብቲ ውድድር ርብዒ ፍፃማ ክራኸባ ኢየን። ቀዳማይ እግሪ ፀወታ 9 ን 10 ሚያዚያ…

ኣብ ግራንድ ኣፍሪካን ራን ንዝሳተፉ ኣትሌታት ሽልማት መኪና ተሰናዲኡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ዋሽንገተን ዲሲ ኣብ ዝካድ ’ግራንድ ኣፍሪካን ራን’ ንዝሳተፉ ኣትሌታት ሽልማት መኪና ከምዝተሰናደአ ተገሊፁ፡፡ ግራንድ ኣፍሪካን ራን በቢዓመቱ ጥቅምቲ ምስ ኣተወ ኣብ ካልአይቲ ቀዳም ኣብ ከተማ ዋሺንግተን ዲሲ ዝካየድ ዉድድር ጉያ 5 ኪሎ ሜትሮ ኢዩ። ኣብዚ ውድድር ንዝሳተፉ ኣብ ኣሜሪካ ዝዓበየ መከፋፈሊ ቶዮታ…

ዝተኸተልኩዎ ሜላ ጉያን ሓገዝ ኣስልጣኒን ንዓወት ኣብቂዑኒ – ኣትሌት ፅጌ ዱጉማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኣብቲ ውድድር ዝተኸተልኩዎ ሜላ ጉያን ሓገዝ ኣስልጣኒን ንዓወት ኣብቂዑኒ” ክትብል ኣብ ግላስጎ ውድድር ሻምፒዮና ውሽጢ ገዛ ዓለም ብ800 ሜትሮ ሜዳሊያ ወርቂ ዝተዓወተት ኣትሌት ፅጌ ዱጉማ ገሊፃ። እታ ኣትሌት ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝገበረቶ ፃሒት÷ ካብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ መበገሲ ዝገበረ ናይ ኣትሌቲክስ…