Fana: At a Speed of Life!

ማንቸስተር ሲቲ ንኖቲንግሃም ፎረስት ብምስዓር ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቸስተር ሲቲ ንኖቲንግሃም ፎረስት 2 ን 0 ብምስዓር ተዓዊታ።

ሰዓት 12:30 ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ካብ ሜዳኣ ወፃእ ዝተጫወተት ጋንታ ማንቸስተር ሲቲ ወሳኒ ሰለስተ ነጥቢ ሒዛ ተመሊሳ።

በዚ ድማ ሓደ ተስተኻኻ ፀወታ እናተረፋ ምስ መሪሕ እቲ ሊግ ጋንታ ኣርሰናል ዘለዋ አፈላላይ ነጥቢ ናብ ሓደ ኣፅቢባቶ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.