Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ማራቶን ማድሪድ ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስፔን ማድሪድ ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር ማራቶን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብክልቲኡ ተዓዊቶም።

ብደቂ ተባዕቲዮ፥ ኣትሌት ምትኩ ጣፋ 2 ሰዓትን 8 ደቒቓን 58 ሰከንድን ብምእታው ተዓዊቱ።

ኣትሌት ፍቅሬ በቀለ ድማ ካልኣይ ደረጃ ብምሓዝ ውድድሩ ዛዚሙ።

ብደቂ ኣንስቲዮ፥ ቦንቱ በቀለ ካልኣይ፣ ቀበና ጫላ ሳልሳይ ደረጃ ብምሓዝ ውድድረን ከምዝዛዘማ ኣፍሪካ ኒውስ ፀብፂቡ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.