Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ኣብ ሓምለዋይ ስታዴም ኣሰላ እናተኻየደ ዝርከብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ሰገናት ኢትዮጵያ እናቐፀለ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሓምለዋይ ስታዴም ኣሰላ እናተኻየደ ዝርከብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ሰገናት ኢትዮጵያ ይቕፅል ኣሎ። ብዙሓት ሰገናት ኣትሌታት ዝሳተፉሉ እቲ ሻምፒዮና፥ ካብ 20 ታሕሳስ 2012 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ሓምለዋይ ስታዴም ኣሰላ እናተኻየደ ይርከብ። ክሳብ ሕዚ ኣብ ዝተኸየዱ ግጥማት፥ ውድድር ፍፃመ ውርወራ ዲስከስ፣ ውርወራ ኣሎሎ፣ ብ400 ሜትሮ ደቂ ተባዕትዮን ኣነስትዮን፣ 800 ሜትሮ ደቂ ተባዕትዮን ኣነስትዮን ከምኡ እውን ብዙሓት መፃረዪ ውድድራት ተኻይዶም። ኣብ ካልኣይ መዓልቲ ውዕሎ እቲ…
Read More...

መቐለ 70 እንደርታ 1 ንባዶ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ግጥም ደርቢ ትግራይ ኣብ መንጎ ቻምፕዮን ዓመተ 2011 መቐለ 70 እንደርታን መራሒት ሊግ ዓመተ 2012 ወልዋሎን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስታድየም ትግራይ ተኻይዱ። ኣብቲ ሎሚ መዓልቲ ዝተሳለጠ ሓምሻይ ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ፥ መቐለ 70 እንደርታ ኣብ ለዕሊ መጋጥምታ ወልዋሎ ዩንቨርስቲ ዓዲግራት 1 ንባዶ ተዓዊታ።…

መቐለ 70 እንደርታ ምስ ወልዋሎ ኣብ ስታዲየም ትግራይ ፀወተአን የካይዳ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ግጥም ደርቢ ትግራይ ኣብ መንጎ ቻምፕዮን ዓመተ 2011 መቐለ 70 እንደርታን መራሒት ሊግ ዓመተ 2012 ወልዋሎን ሎሚ መዓልቲ ሰዓት 9 ኣብ ስታድየም ትግራይ ይካየድ ኣሎ። ኣብ መንጎ ክልቲአን ጋንታታት ዝካየድ ዘሎ ፀወታ፥ ካብ ግዘ ናብ ግዘ ናይ ንሕንሕ ስምዒቱ እናሓየለ ብምምፅኡ ስዒቡ ሙሉእ ትኹረት መፍቀርቲ ስፖርት…

ክርስቲያኖ ሮናልዶ ሽልማት ክብሪ ብሉፅ ተፃዋታይ ዱባይ ሶኮር ግሎብ ዓመተ 2019 ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፓርቹጋላዊ ኣጥቃዒ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ጁቬንቱስ ክርስቲያኖ ሮናልዶ ሽልማት ክብሪ ብሉፅ ተፃዋታይ ዱባይ ሶኮር ግሎብ ዓመተ 2019 ተዓዊቱ። ተዓዋታይ ዋንጫ ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ሊቨርፑል ድማ ብሉፅ ጋንታ ዓመተ 2019 ብምዃን ተሸሊሙ። ኣሰልጣኒ የርገን ከሎፕ ድማ ዝበለፀ ኣሰልጣኒ ብምዃን ተዓዊቱ። ሮናልዶ ኣብ…

ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ሰገናት ኢትዮጵያ ኣብ ሓምለዋይ ስተዲየም ኣሰላ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሻምፒዮና ሰገናት ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣብ ሓምለዋይ ስተዲየም ኣሰላ ምክያድ ጀሚሩ። እቲ ደቂ 15፣ 16፣ 17 ዓመት ሰገናት ዝሳተፉሉ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ፥ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 25 ታሕሳስ 2012 ዓ.ም ንተኸታተልቲ ሽዱሽተ መዓልታት ክፀንሕ ኢዩ። ውርወራ ዲስክ ደቂ ኣነስትዮ፣ ውርወራ ኣሎሎ ደቂ…

ኣይተ ቢኒያም ምሩፅ ይፍጠር ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኣዲስ ኣበባ ንክኸውን ተመሪፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣይተ ቢኒያም ምሩፅ ይፍጠር ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኣዲስ ኣበባ ንክኸውን ተመሪፁ። ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኣዲስ ኣበባ ብፕሬዚዳንትነት ንቐፀልቲ 4 ዓማውቲ ዝመርሖ ምርጫ ትማሊ ከምዘሳለጠ ኮሚሽን ስፖርት ኣዲስ ኣበባ ዘውፅኦ ሓበሬታ የረድእ። ብመሰረት እዚ 4 ሕፁያት ተወዳደርቲ ዝቐረቡ እንትኾኑ፥ ኣይተ ቢኒያም ምሩፅ…

ተፃዋታይ ክፍሊ ምክልኻል ጋንታ ቸልሲ ኣንቶኒዮ ሮዲገር ወፃኢ መጥባሕቲ ሕክምና 11 ሴራሊዮናውያን ህፃናት ሸፊኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ተፃዋታይ ክፍሊ ምክልኻል ጋንታ ቸልሲ ኣንቶኒዮ ሮዲገር ወፃኢ መጥባሕቲ ሕክምና 11 ሴራሊዮናውያን ህፃናት ብምሽፋን ዕዉት ሕክምና ምርካቦም ተገሊፁ። እቶም ብሓገዝ ሮዲገር ሕክምና ዝተገበረሎም ህፃናት፥ ምንቃዕ ከንፈር፣ ብባርዕ ሓዊ ዝተጎድኡን ኣብ ሰውነቶም ፀገም ቅርፂ ዝነበሮምን ህፃናት ኢዮም ተባሂሉ። ካብ ሴራሊዮናዊት…