Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ቡርኪናፋሶ ኣብ ልዕሊ ሞሪታኒያ 1 ንባዶ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ኣብ ዝተኻየረ መበል 34 ፅዋዕ ኣፍሪካ ቡርኪናፋሶ ኣብ ልዕሊ ሞሪታኒያ 1 ንባዶ ተዓዊታ። በርትራንድ ትራኦሬ ኣብ መበል 96 ደቒቓ ብዘቑፀራ ብሕታዊት ሸቶ ኢያ ቡርኪናፋሶ ክትዕወት ክኢላ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/ ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna…
Read More...

ሜሲ ብሉፅ ተፃዋታይ ፊፋ እዚ ዓመት ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርጀንቲናዊ ኮኸብ ሊዮኔል ሜሲ ብሉፅ ተፃዋታይ ፊፋ እዚ ዓመት ብምዃን ተሓርዩ። ትማሊ ለይቲ ኣብ ከተማ ለንደን ኣብ ዝተኻየደ መረፃ ብሉፃት ተፃወትቲ ፊፋ 2023÷ ኣርጀንቲናዊው ኮኸብ ተፃዋታይ ኩዕሾ እግሪ ሊዮኔል ሜሲ ብሉፅ ተፃዋታይ እዚ ዓመት ኮይኑ። ኣብቲ ውድድር ተፃዋታይ ጋንታ ማንቸስተር ሲቲ ኤርሊንግ ሃላንድ ካልኣይ…

ኣብ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ካሜሮን ምስ ጊኒ ከምኡ እውን ኣልጄሪያ ምስ ኣንጎላ ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 34 ፅዋዕ ኣፍሪካ ሃገራውያ ጋንታታት ካሜሮን ምስ ጊኒ  ከምኡ እውን ኣልጄሪያ ምስ ኣንጎላ ዝገበረኦ ፀወታ 1 ን 1 ማዕረ ብዝኾነ ውፅኢት ተፈላሊየን። ትማሊ ምሸት ሰዓት ክልተ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ካሜሮንን ጊኒን 1 ን 1 ማዕረ ዝተዛዘመ እንትኸውን÷ ብሕታዊት ሸቶ ካሜሮን ማሪ ማግሪን እንተመዘግባ፤ ብወገን ጊኒ ድማ…

ኣብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ጋና እንትትሰዓር ግብፂ ማዕረ ተፈላሊያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ምሸት አኣብ ዝተኻየደ መበል ካልኣይ መዓልቲ ፀወታታት ፅዋዕ ጋና ብኬፕ ቨርዴ እንትትሰዓር ግብፂን ሞዛምቢክን ብማዕረ ውፅኢት ተፈላሊየን። ምሸት ሰዓት 2 ኣብ ምድብ ክልተ ዝርከባ ሃገራውያን ጋንታታት ግብፂን ሞዛምቢክን ዝገበረኦ ፀወታ 2 ን 2 ማዕረ ብዝኾነ ውፅኢት ተዛዚሙ። መርሃ ግብሪ ፀወታ ምድብ 2 ምሸት ሰዓት 5…

ኣብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ናይጄሪያን ኢኳቶሪያል ጊኒን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካልኣይ መዓልቲ ውዕሎ ፅዋዕ ኣፍሪካ ናይጄሪያን ኢኳቶሪያል ጊኒን 1 ማዕረ ብዝኾነ ውፅኢት ተፈላሊየን ቪክቶር ኦሲሜን ንናይጄሪያ ከምኡ እውን ጆሴፍ ማሽን ንኢኳቶሪያል ጊኒ ሽቶታት ኣመዝጊቦም፡፡ መርሃ ግብሪ ፀወታታት ፅዋዕ ኣፍሪካ ምሸት ምያድ እትቕፅሉ ሰዓት 2፡00 ግብፂ ምስ ሞዛምቢክ ክራኸባ ኢየን፡፡ ምሸት ሰዓት…

ኣብ ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ቼልሲ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 21 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ቼልሲ ኣብ ሜዲኡ ኣብ ዝገበሮ ፃውቲ ተዓዊቱ። ምስ ፉልሃም ኣብ ዝተገበረ ፃውቲ፥  ፓልመር ቅድሚ ዕረፍቲ ብፍፁም ቅላዕ ብዘቑፀራ ብሕታዊት ሸቶ 1 ንባዶ ብምዕዋት ሰለስተ ነጥቢ ሒዙ ወፂኡ። ብመሰረት እዚ 31 ነጥቢ ብምውህላል ኣብቲ ፕሪሚየር ሊጉ ሻምናይ ደረጃ ሒዙ። እቲ…

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ፋሲል ከነማ ንወልቂጤ ከተማ ስዒራታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 10ይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ፋሲል ከነማ ንጋንታ ወልቂጤ ከተማ ብምስዓር ሰለስተ ነጥቢ ረኺባ፡፡ ጋንታ ፋሲል ከነማ ንወልቂጤ ከተማ 1 ን 0 ኣብ ዝሰዓረትሉ ፀወታ ብሕታዊት ሸቶ ጌታነህ ከበደ ብፍፁም ቅላዕ ኣመዝጊቡዋ፡፡ ኣብ መዛዘሚ 10ይ ሰሙን እቲ ሊግ ሎሚ ሓደ ፀወታ ሰዓት 12፡00 እንትግበር መሪሕ እቲ…