Fana: At a Speed of Life!

ጋንታ ፋሲል ከነማ ንጋንታ ድሬዳዋ ከተማ 3 ን 0 ስዒራታ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ታሕሳስ ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 9ይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግኢትዮጵያ  ጋንታ ፋሲል ከነማ ንድሬዳዋ ከተማ 3 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ተዓዊታ፡፡

ጋንታ ፋሲል ከነማ ንኽትዕወት ጌታነህ ከበደን ናትናኤል ገብረጊዮርጊስን ሸቶታት ኣመዝጊቦም፡፡

እቲ ውፅኢት ስዒቡ ድማ ፋሲል ከነማ ነጥባ ናብ 15 ክብ ብምባል ኣብ 5ይ ደረጃ እንትትቅመጥ÷ ጋንታ ድሬዳዋ ከተማ ድማ ደግሞ ኣብ ዝነበረቶ መበል 11 ደረጃ ተቐሚጣ፡፡

ፀወታታት 9ይ ሰሙን እቲ ፕሪሚየር እንትቕፅሉ ምሸት ሰዓት 12 ጋንታታት ሃዋሳ ከተማን ኢትዮጵያ ቡናን ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.