Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ኣብ ከተማ መቐለ መበል 19 ዙር ውድድር ሪለይ ማራቶን ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ መቐለ መበል 19 ዙር ውድድር ሪለይ ማራቶን ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ሃገራዊ ውድድር፥ ካብ ኩለን ክልላት፣ ምምሕዳራት ከተማን ክለባትን ኢትዮጵያ ዝተወከሉ ብዓለምለኸ መዓቐንታት ዳያኑ ዝተሓረዩ 84 ኣትሌታት ምዝሳተፉ ተገሊፁ። 5፣ 7ን 10ን ኪሎሜትሮ ዝሸፈነ ርሕቐት ብኽልቲኡ ፆታ ውድድር ከምዝካየድ ድማ ተሓቢሩ። ኣብ ስነ ስርዓት ምጅማር እቲ ውድድር፥ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሌተናንት ጀነራል ፃድቃን ገብረትንሳኤ፣ ፕሬዚዳንት ፌደሬሽን ኣትሌቲክስ…
Read More...

መበል 13 ሰሙን ግጥማት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ 10 ፀወታታት ክእንግድ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 13 ሰሙን ግጥማት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣብዚ ሰሙን 10 ፀወታታት ክእንግድ እዩ። ብመሰረት እዚ ንሰሌዳ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ዝመርሓ ዘለዋ ጋንታታት ማንችስተር ሲቲን ሊቨርፑልን ሎሚ መዓልቲ ክጋጠማ እየን። ማንቸስተር ሲቲ ኣብ ሜድኣ ንሊቨርፑል ኣብ እተእንግደሉ ፀወታ፥ ማንችስተር ሲቲ ክትዕወት ትኽእል ኢያ…

ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ብ5 ሺሕ ሜትሮ ዘመዝገበቶ ክብረወሰን ፀዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ኣብ ውድድር ጉያ 5 ሺሕ ሜትሮ ዘመዝገበቶ ክብረወሰን ፀዲቑ። ኣብ ኣሜሪካ ኢውጅን ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር ዳይመንድ ሊግ ኣትሌት ጉዳፍ ነቲ ርሕቕት ብ14 ደቒቓ 00 ሰከንድን 21 ማይክሮ ሰከንድን ብምዝዛም ክብረወሰን ዓለም ምምዝጋባ ይዝከር። ብመሰረት እዚ ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ብ5 ሺሕ ሜትሮ ዘመዝገበቶ…

ሃድያ ሆሳእና ተዓዋቲት ፅዋዕ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ሃድያ ሆሳእና ንጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ብመፍለዪ ፍፁም ቅላዕ ብምስዓር ተዓዋቲት መበል 17 ፅዋዕ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኮይና። ሃድያ ሆሳእናን ኢትዮጵያ ቡናን ዘራኸበ ፀወታ ፅዋዕ ከተማ ኣዲስ ኣበባ÷ ኣብ ስሩዕ ሰዓት 2 ማዕረ ዝተዛዘመ እንትኸውን ብዝተውሃበ መፍለዪ ፍፁም ቅላዕ ሃዲያ ሆሳእና 5 ን 4 ስዒራ፡፡ ብምዃኑ…

ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣነስትዮ ኢትዮጵያ ንማሊ ብበፂሕኻ መልሲ 6 ን 0 ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ትሕቲ 20 ዓመት ደቂ ኣነስትዮ ኢትዮጵያ ንማሊ መዘነኣ ብበፂሕኻ መልሲ 6 ን 0 ስዒራ። ሃገራዊት ጋንታ ትሕቲ 20 ዓመት ደቂ ኣነስትዮ ኢትዮጵያ ኣብ 3ይ ዙር መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ናይ መልሲ ፀወታኣ ሎሚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ስታዲየም ኣበበ ቢቂላ ኣካይዳ፡፡ 9 ሰዓት ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ÷ ሃገራዊት ጋንታ…

መበል 23 ዓብዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) መበል 23 ውድድር ዓብዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ ተኻይዱ፡፡ ኣብ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ውድድር፥ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴን ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤን ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሓታት ተረኺቦም፡፡ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤን ኣብቲ እዋን ከም ዝበለኦ÷ ዓብዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ ተወሳኺ ድምቀት፣ መግለፂ ሓድነትን ፍቕሪን እታ ከተማ…

ኣይተ ኢያሱ ወሰን ፕሬዚዳንት ኮንፌዴሬሽን ጉስጢት ኣፍሪካ ብምዃን ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ጉስጢት ኢትዮጵያ  ኣይተ ኢያሱ ወሰን ፕሬዚዳንት ኮንፌዴሬሽን ጉስጢት ኣፍሪካ ብምዃን ተሸይሞም። መበል 47 ስሩዕ ጉባኤ ኮንፌዴሬሽን ጉስጢት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣዳራሽ ሕብረት ኣፍሪካ ተሳሊጡ። ኣብቲ ጉባኤ ኣይተ ኢያሱ ወሰን ፕሬዚዳንት ኮንፌዴሬሽን ጉስጢት ኣፍሪካ ብምዃን ተሸይሞም። ብእዩኤል…