Fana: At a Speed of Life!

መበል 13 ሰሙን ግጥማት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ 10 ፀወታታት ክእንግድ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 13 ሰሙን ግጥማት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣብዚ ሰሙን 10 ፀወታታት ክእንግድ እዩ።

ብመሰረት እዚ ንሰሌዳ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ዝመርሓ ዘለዋ ጋንታታት ማንችስተር ሲቲን ሊቨርፑልን ሎሚ መዓልቲ ክጋጠማ እየን።

ማንቸስተር ሲቲ ኣብ ሜድኣ ንሊቨርፑል ኣብ እተእንግደሉ ፀወታ፥ ማንችስተር ሲቲ ክትዕወት ትኽእል ኢያ ዝብል ግምታት ይወሃብ ኣሎ።

ቀዳም ዝፃወታ ፦

. ማንችስተር ሲቲ ምስ ሊቨርፑል

  • በርንሊ ምስ ዌስትሃም
  • ሉተን ምስ ክሪስታል ፓላስ
  • ኒውካስል ምስ ቸልሲ
  • ኖቲንግሃም ፎረስት ምስ ብራይተን
  • ሸፊልድ ዩናይትድ ምስ በርንመዝ
  • ብረንትፎርድ ምስ ኣርሰናል ክራኸባ ኢየን

ሰንበት ዝፃወታ ድማ፦

  • ቶተንሃም ምስ ኣስቶን ቪላ
  • ኤቨርተን ምስ ማንቸስተር ዩናይትድ

ሰኑይ ምሸት ድማ ፉልሃም ምስ ዎልቭስ ክራኸባ ኢየን።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.