Fana: At a Speed of Life!

ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ብ5 ሺሕ ሜትሮ ዘመዝገበቶ ክብረወሰን ፀዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ኣብ ውድድር ጉያ 5 ሺሕ ሜትሮ ዘመዝገበቶ ክብረወሰን ፀዲቑ።

ኣብ ኣሜሪካ ኢውጅን ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር ዳይመንድ ሊግ ኣትሌት ጉዳፍ ነቲ ርሕቕት ብ14 ደቒቓ 00 ሰከንድን 21 ማይክሮ ሰከንድን ብምዝዛም ክብረወሰን ዓለም ምምዝጋባ ይዝከር።

ብመሰረት እዚ ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ብ5 ሺሕ ሜትሮ ዘመዝገበቶ ክብረወሰን ከምዝፀደቐላ ኣብ ኣትሌቲክስ ዓለም ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.