Fana: At a Speed of Life!

ሃገራዊት ጋንታ እንግሊዝ ኣብ ውድድር ፅዋዕ ዓለም ደቂ ኣንስትዮ ንፍፃመ በፂሓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድድር ፅዋዕ ዓለም ደቂ ኣንስትዮ ሃገራዊት ጋንታ እንግሊዝ ንመሰናድኢት እቲ ውድድር ኣውስትራሊያ 3 ን 1 ብብዝኾነ ውፅኢት ምስዓር ንፍፃመ በፂሓ።

እንግሊዝ ንኽትዕወት ኤላ ቶኒ፣ ላውረን ሄምፕን ኣሌሲያ ሩሶን ሸቶታት እንተመዝግባ÷ ብሕታዊት ሸቶ ውስትራሊያ ድማ ሳም ኬር ኣመዝጊባታ፡፡

ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ እንግሊዝ ድሕሪ 1966 ንፈለማ እዋን ንፍፃመ ክትበፅሕ ዝኸኣለት እንትትከውን÷ ኣብ ዝቕፅል ሰንበት ምስ ስፔን መዘነኣ ንፍፃመ ክትፃወት አከያ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.