Fana: At a Speed of Life!

ካልኣይ ዙር ልኡኽ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ናብ ሃንጋሪ ቡዳፔስት ኣምሪሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ዙር ልኡኽ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ናብ ሃንጋሪ ቡዳፔስት ኣትዩ።

እቲ ልኡኽ ኣብ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ንምስታፍ ኢዩ ተጓዒዙ።

ካብ መንጎ ኣባላት እቲ ልኡኽ መዳሊያ ከምፅኡ ኢዮም ተባሂሎም ትፅቢት ዝግበረሎም ኣትሌት በሪሁ ኣረጋዊን ሰለሙን ኣረጋን ሓዊሱ ብዙሓት ኣትሌታት ምክታቶም ኣብ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.