Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያውያን ተመራመርቲ ሰብ ስራሕ ምስትውዓል ኣብ ዝርዝር ፅዕንቶ ፈጠርቲ ውልቀ ሰባት መፅሄት ታይም ተኻቲተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልተ ደቂ ኣነስትዮ ኢትዮጵያውያን ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2023 ኣብ ዝርዝር ፅዕንቶ ፈጠርቲ ውልቀ ሰባት መፅሄት ታይም ኣሜሪካ ተኻቲተን።…