Fana: At a Speed of Life!

ሰብ ስራሕ ምስትውዓል ኣብ ምዕባይ ናይ ዝርከባ ሃገራት ስራሕ ብ60 ሚኢታዊ ፅዕንቶ ከምዘሕድር ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ስራሕ ምስትውዓል ኣብ ምዕባይ ናይ ዝርከባ ሃገራት ስራሕ ብ60 ሚኢታዊ ፅዕንቶ ከምዘሕድር ተገሊፁ።

ማኔጂንግ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይኤምኤፍ) ክሪስታሊና ጂኦርጄቫ ምስ ኣጃንስ ፍራንስ ፕሬስ ኣብ ዝገበረኦ ፃንሒት÷ ኣብ ስዊዘርላንድ ዳቮስ ናብ ዝካየድ ዓለም ለኸ ፎረም ኢኮኖሚ ቅድሚ ምኻደን ከምዝኾነ ሲጂቲኤን ፀብፂቡ።

ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ ሰንበት ኣብ ዘውፅኦ ፀብፃብ ከምዘመላኸተ እውን እተን ዳይሬክተር ሓቢረን፡፡

እቲ ሓዱሽ ልምምድ ኣብ ምዕባይ ንዝርከባ ሃገራት 40 ሚኢታዊ ዝኸውን ኢኮኖሚያዊ ፅዕንቶ ከምዘሕድርን ኣብ ዘይዓበያ ሃገራት ድማ 26 ሚኢታዊ ኣብ ዝኸውን ዕዳገአን ኢድ ከምዘእቱ ገሊፀን፡፡

በዚ ድማ እቲ ቴክኖሎጂ ፍርቂ ዝኸውን ክሰርሕ ናይ ዝኽእል ሃፍቲ ሰብ ዓለም ኣሉታዊ ፅዕንቶ እንተሕድር፤ ኣብ ዝተረፉ ግና ዝሐሸ መፍረያይነት ስለዝረኽቡ ካብቲ ሓዱሽ ልምምድ ተረባሕቲ ክኾኑ ከምዝኽእሉ ተሓቢሩ።

#ArtificialIntelligence

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.