Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣህጉራዊ ውድድር ኣይ ሲቲ ሁዋዌ ኢትዮጵያውያን ተምሃሮ 3ይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ተኒዚያ ዝተኻደ ኣህጉራዊ ውድድር ፍፃመ ኣይ ሲ ቲ ሁዋዌ ኢትዮጵያውያን ተምሃሮ 3ይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚሞም።

ብ”ኮምፒውቲንግ ትራክ” ዝተኻየደ ውድድር ካብ ኢትዮጵያ፣ ማሊ፣ ካሜሩን፣ ሴኔጋል፣ ኣልጄሪያ፣ ቱኒዚያ፣ ሊቢያ፣ ግብፂን ሞሮኮን ዝተውፃእፅኡ 90 ተምሃሮ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ተሳቲፎም።

ኣብቲ ውድድር ኣባላት ጉጅለ ኢትዮጵያውያን ተምሃሮ ካብ ሞሮኮን ቱኒዚያን ስዒቦም ሳልሰይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚሞም።

ኣብቲ ውድድር ሳልሳይ ደረጃ ዝሓዙ ተምሃሮ ዘበናዊ ስልኪ ሁዋዌ ዝተሸለሙ እንትኾኑ÷ ካልኦት 6 ተምሃሮ ድማ ብዝተሳተፉሎም ታብሌታት ሁዋዌ ተሸሊሞም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.