Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ቼልሲ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 21 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ቼልሲ ኣብ ሜዲኡ ኣብ ዝገበሮ ፃውቲ ተዓዊቱ።

ምስ ፉልሃም ኣብ ዝተገበረ ፃውቲ፥  ፓልመር ቅድሚ ዕረፍቲ ብፍፁም ቅላዕ ብዘቑፀራ ብሕታዊት ሸቶ 1 ንባዶ ብምዕዋት ሰለስተ ነጥቢ ሒዙ ወፂኡ።

ብመሰረት እዚ 31 ነጥቢ ብምውህላል ኣብቲ ፕሪሚየር ሊጉ ሻምናይ ደረጃ ሒዙ።

እቲ ሊግ ሊቨርፑል 45 ነጥቢ ብምሓዝ ይመርሖ ምህላዉ ይፍለጥ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.