Fana: At a Speed of Life!

ሜሲ ብሉፅ ተፃዋታይ ፊፋ እዚ ዓመት ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርጀንቲናዊ ኮኸብ ሊዮኔል ሜሲ ብሉፅ ተፃዋታይ ፊፋ እዚ ዓመት ብምዃን ተሓርዩ።

ትማሊ ለይቲ ኣብ ከተማ ለንደን ኣብ ዝተኻየደ መረፃ ብሉፃት ተፃወትቲ ፊፋ 2023÷ ኣርጀንቲናዊው ኮኸብ ተፃዋታይ ኩዕሾ እግሪ ሊዮኔል ሜሲ ብሉፅ ተፃዋታይ እዚ ዓመት ኮይኑ።

ኣብቲ ውድድር ተፃዋታይ ጋንታ ማንቸስተር ሲቲ ኤርሊንግ ሃላንድ ካልኣይ እንትወፅእ÷ ፈረንሳዊ ኮኸብ ክሊያን ኤምባፔ ሳልሳይ ደረጃ ሒዙ፡፡

ብመዳይ ደቂ ኣንስትዮ÷ ኣብ ጋንታ ባርሴሎና እናተፃወተት ትርከብ ስፔናዊት ኣይታና ቦንማቲ ብልፅቲ ተፃዋቲት ፊፋ እዚ ዓመት ብምዃን ተሓርያ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.