Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ጋንታታት ኢትዮጵያ መድንን ለገጣፊ ለገዳዲን ናብ ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ምዕባየን ኣረጋጊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታታት ኢትዮጵያ መድንን ለገጣፊ ለገዳዲን ናብ ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ምዕባየን ኣረጋጊፀን። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ምድብ “ሐ” ብዝተኻደ መርሃ ግብሪ ፀወታ፥ ጋንታ ኢትዮጵያ መድን ንደቡብ ፖሊስ 1 ን 0 ክትስዕር ክኢላ። ነዚ ስዒቡ ድማ ጋንታ ኢትዮጵያ መድን ድሕሪ ሸሞንተ ዓማውቲ ናብ ፕሪሜርሊግ ምዕባያ ኣረጋጊፃ። ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ኣብ ምድብ “ለ” ላዕለዋይ ሊግ ኢትዮጵያ ተሳታፊት ዝነበረት ጋንታ ለገጣፎ ለገዳዲ ናብ ፕሪሚየር ሊግ ምዕባያ ኣረጋጊፃ ኢያ፡፡ ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ኣብ…
Read More...

ክላረንስ ሴዶርፍ ምስ ፅዋዕ ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ናብ ኣዲስ ኣበባ ክመፅእ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ተፃዋታይ ክፍሊ ምክልኻል ሃገራዊት ጋንታ ኔዘርላንድስ ክላረንስ ሴዶርፍ ምስ ፅዋዕ ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ናብ ኣዲስ ኣበባ ክመፅእ ኢዩ። ፅዋዕ ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ፅባሕ ኣብ ሸራተን ኣዲስ ካብ ቀትሪ ሰዓት 7 ጀሚሩ ብዝካየድ ስነ-ስርዓት ብተዓዘብቲ ዑደት ክግበረሉ ኢዩ። ሴዶርፍ እውን ምስቲ ፅዋዕ ኣብ ሸራተን…

ሴኔጋልን ካሜሮንን ንዋንጫ ዓለም 2022 ምሕላፈን ኣረጋጊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሴኔጋልን ካሜሮንን ንዋንጫ ዓለም 2022 ምሕላፈን ኣረጋጊፀን። ተዓዋቲት ዋንጫ ኣፍሪካ ዝኾነት ሴኔጋል ንግብፂ  ብፍፁም ቅላዕ 3 ን1 ብምስዓር ኢያ ምሕላፋ ኣረጋጊፃ። ካሜሮን ድማ ኣብ ሜዳኣ ንኣልጀሪያ ብምስዓር ንዋንጫ ዓለም 2022 ምሕላፈን ኣረጋጊፃ። ኣብ ካሊእ ፅዋታ፥ ቱኒዚያ ንማሊ፣ ሞሮኮ ንዴሞክራቲክ ኮንጎ…

መበል 16 ሰሙን ቤትኪንግ ፕርሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ፅባሕ ኣብ ከተማ ኣዳማ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 16 ሰሙን ቤትኪንግ ፕርሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ፅባሕ ኣብ ከተማ ኣዳማ ክጅመር ኢዩ። ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ኣብ ዝግበር ፀወታ÷ ቀትሪ ሰዓት ትሽዓተ ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ምስ ጋንታ ሰበታ ከተማ ከምኡ እውን ምሸት ሰዓት 12 ጋንታ ፋሲል ከነማ ምስ ሃዲያ ሆሳዕና ክራኸባ ኢየን፡፡ መእተዎ ዋጋ…

መበል 51 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 51 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣብ ሃዋሳ ይሳለጥ ከምዘሎ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ሻምፒዮና ኣትሌላት ክልለላት፣ ምምሕዳራት ከተማ፣ ክለባትን ማእኸላት መሰልጠኒን ይሳተፉ ኣለዉ። እቲ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ፥ ካብ 19 ክሳብ 24 መጋቢት 2014 ዓ.ም ከምዝካየድ ተገሊፁ። ኣብ መበል 50 ሻምፒዮና…

ኣትሌት ሙክታር ኢድሪስ ኣብ ስፔን 10 ኪሎ ሜትር ውድድር ጉያ ጎደና ሪከርድ ብምምሕያሽ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ሙክታር ኢድሪስ ኣብ ስፔን 10 ኪሎ ሜትር ውድድር ጉያ ጎደና ሪከርድ ብምምሕያሽ ተዓዊቱ። እቲ ኣትሌት 28:34 ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ኢዩ ክብረወሰን እቲ ቦታ ብምምሕያሽ ክዕወት ክኢሉ ዘሎ፡፡ ብተመሳሳሊ ዜና ኣብ ቱርኪ ኢስታምቡል ኣብ ዝተገበረ ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ኣትሌት ፀሃይ ገመቹ 1:05:52 ብዝኾነ…

ጋንታ ኢትዮ ኤሌክትሪክ ናብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ምምላሳ ኣረጋጊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ላዕለዋይ ሊግ እናተፃወተት ዝፀንሐት ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ኢትዮ-ኤሌክትሪክ ናብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ምምላሳ ኣረጋጊፃ። ኣብ ላዕለዋይ ሊግ ኢትዮጵያ ምድብ ሀ ንጋንታ ጌዲዮ ዲላ ዘተኣናገደት ኢትዮ ኤሌክትሪክ፤ እንዳልካቸው ይልቃልን ኣቤል ሃብታሙን ብዘመዝገቡወን ሽቶታት 2 ን 0 ክትስዕር ክኢላ፡፡ ሎሚ መዓልቲ ረፋድ…