Fana: At a Speed of Life!

ሴኔጋልን ካሜሮንን ንዋንጫ ዓለም 2022 ምሕላፈን ኣረጋጊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሴኔጋልን ካሜሮንን ንዋንጫ ዓለም 2022 ምሕላፈን ኣረጋጊፀን።

ተዓዋቲት ዋንጫ ኣፍሪካ ዝኾነት ሴኔጋል ንግብፂ  ብፍፁም ቅላዕ 3 ን1 ብምስዓር ኢያ ምሕላፋ ኣረጋጊፃ።

ካሜሮን ድማ ኣብ ሜዳኣ ንኣልጀሪያ ብምስዓር ንዋንጫ ዓለም 2022 ምሕላፈን ኣረጋጊፃ።

ኣብ ካሊእ ፅዋታ፥ ቱኒዚያ ንማሊ፣ ሞሮኮ ንዴሞክራቲክ ኮንጎ ከምኡውን ጋና ንናይጄሪያ ብምርታዕ ንዋንጫ ዓለም 2022 ምሕላፈን ኣረጋጊፀን ክብል ኣፍሪካ ኒውስ ፀብፂቡ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.