Fana: At a Speed of Life!

ኣትሌት ሙክታር ኢድሪስ ኣብ ስፔን 10 ኪሎ ሜትር ውድድር ጉያ ጎደና ሪከርድ ብምምሕያሽ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ሙክታር ኢድሪስ ኣብ ስፔን 10 ኪሎ ሜትር ውድድር ጉያ ጎደና ሪከርድ ብምምሕያሽ ተዓዊቱ።

እቲ ኣትሌት 28:34 ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ኢዩ ክብረወሰን እቲ ቦታ ብምምሕያሽ ክዕወት ክኢሉ ዘሎ፡፡

ብተመሳሳሊ ዜና ኣብ ቱርኪ ኢስታምቡል ኣብ ዝተገበረ ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ኣትሌት ፀሃይ ገመቹ 1:05:52 ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ካልአይቲ ኮይና ውድድራ ዛዚማ፡፡

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣትሌት በቀለች ጉደታ 1:06:35 ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ሳልሰይቲ ምውፃ ካብ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.