Fana: At a Speed of Life!

መበል 16 ሰሙን ቤትኪንግ ፕርሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ፅባሕ ኣብ ከተማ ኣዳማ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 16 ሰሙን ቤትኪንግ ፕርሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ፅባሕ ኣብ ከተማ ኣዳማ ክጅመር ኢዩ።

ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ኣብ ዝግበር ፀወታ÷ ቀትሪ ሰዓት ትሽዓተ ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ምስ ጋንታ ሰበታ ከተማ ከምኡ እውን ምሸት ሰዓት 12 ጋንታ ፋሲል ከነማ ምስ ሃዲያ ሆሳዕና ክራኸባ ኢየን፡፡

መእተዎ ዋጋ ስታዲየም ብዝምልከት ድማ 1ይ ደረጃ ክልተ ሚኢቲ ብር፣ 2ይ ደረጃ ሚኢቲ ብር ከምኡ እውን መእተዊ ዋጋ 3ይ ደረጃ 20 ብር ከምዝኾነ ካብ ቤትኪንግ ፕርሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.