Fana: At a Speed of Life!

ጋንታ ኢትዮ ኤሌክትሪክ ናብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ምምላሳ ኣረጋጊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ላዕለዋይ ሊግ እናተፃወተት ዝፀንሐት ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ኢትዮ-ኤሌክትሪክ ናብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ምምላሳ ኣረጋጊፃ።

ኣብ ላዕለዋይ ሊግ ኢትዮጵያ ምድብ ሀ ንጋንታ ጌዲዮ ዲላ ዘተኣናገደት ኢትዮ ኤሌክትሪክ፤ እንዳልካቸው ይልቃልን ኣቤል ሃብታሙን ብዘመዝገቡወን ሽቶታት 2 ን 0 ክትስዕር ክኢላ፡፡

ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ዘመዝገበቶ ውፅኢት ስዒቡ ድማ ጋንታ ኢትዮ ኤሌክትሪክ ሓደ ፀወታ እናተረፋ ናብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ምምላሳ ኣረጋጊፃ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.