Fana: At a Speed of Life!

ክላረንስ ሴዶርፍ ምስ ፅዋዕ ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ናብ ኣዲስ ኣበባ ክመፅእ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ተፃዋታይ ክፍሊ ምክልኻል ሃገራዊት ጋንታ ኔዘርላንድስ ክላረንስ ሴዶርፍ ምስ ፅዋዕ ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ናብ ኣዲስ ኣበባ ክመፅእ ኢዩ።

ፅዋዕ ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ፅባሕ ኣብ ሸራተን ኣዲስ ካብ ቀትሪ ሰዓት 7 ጀሚሩ ብዝካየድ ስነ-ስርዓት ብተዓዘብቲ ዑደት ክግበረሉ ኢዩ።

ሴዶርፍ እውን ምስቲ ፅዋዕ ኣብ ሸራተን ኣዲስ ክርከብ ኢዩ ተባሂሉ።

ክላረንስ ሴዶርፍ፥ ኣብ ተፃዋታይ ግዚኡ ምስ ጋንታታት ኣያክስ፣ ሪያል ማድሪድን ኤሲ ሚላንን ኣርባዕተ ግዘ ተዓዋታይ ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ክኸውን ክኢሉ ኢዩ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.