Fana: At a Speed of Life!

ትሕቲ 17 ዓመት ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ኣብ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ናብ ቀፃሊ ዙር ሓሊፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትሕቲ 17 ዓመት ብሄራዊ ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ቀዳማይ ዙር ናይ መልሲ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ምስ ዩጋንዳ መዘነአን ተፃዊተን።

ኣብ ስታዲየም ኣበበ ቢቂላ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ፥ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ዩጋንዳ ሓደ ማዕረ ብዝኾነ ውፅኢት ተፈላሊየን።

ብመሰረት እዚ ድማ ካብ ሜዳ ወፃእ ብዘቑፀረኦ ክለተ ሽቶታት ናብ ቀፃሊ ዙር መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ክሓልፋ ክኢለን።

ክልቲአን ሃገራት ኣብ ናይ መጀመርታ ፀወታ ኣብ ዩጋንዳ ክልተ ማዕረ ከምዝተፈላለያ ይዝከር።

ኣብ ቀፃ መፃረየ ፀወታ ውድድር ድማ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ደቡብ ኣፍሪካ ክፃወታ ኢየን።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.