Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ቤት ኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ተሳታፊት ዝኾነት ጋንታ ኣዳማ ከተማ ስምምዕነት የስፖንሰር ሺፕ 60 ሚለየን ብር ፈሪማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ኣዳማ ከተማ ምስ ዝተፈላለዩ ኩባኒያታት  አዳማ ከተማ ስምምዕነት የስፖንሰር ሺፕ 60 ሚለየን ብር ከምዝገበረት ኣፍሊጣ፡፡

የቤት ኪንግ ኢትዮጵያ ፕሪሚየር ሊግ ተሳታፊ የሆነው አዳማ ከተማ ከአንበሳ ቢራ እና ዋሊን ቢራ አምራች ኩባንያ ጋር የስፖንሰር ሺፕ ስምምነት ተፈራርሟል

ኣብ ቤት ኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ተሳታፊት ዝኾነት ጋንታ ኣዳማ ከተማ፥ ምስ ኩባኒያታት ኣፍረይቲ ቢራ ዋሊያን ዳሽንን ኢያ ስምምዕነት ስፖንሰርሺፕ ተፈራሪማ ዘላ።

እቲ ስምምዕነት ንሓሙሽተ ዓመት ዝፀንሕ ከምዝኾ ካብታ ጋንታ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ረድእ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.