Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ሻምፒዮና ቤልግሬድ 2022 ውድድር ጒያ ውሽጢ ገዛ ካብ ዓለም ቀዳመይቲ ብምዃን ውድድራ ዛዚማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ሻምፒዮና ቤልግሬድ 2022 ውድድር ጒያ ውሽጢ ገዛ 9 መዳሊያ ብምእካብ ካብ ዓለም ቀዳመይቲ ብምዃን ውድድራ ዛዚማ።

ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ብዝተፈላለዩ ዓይነታት ውድድር ብክልቲኡ ፆታ 4 ወርቂ፣ 3 ብሩርን 2 ነሃስን ብድምሩ 9 ሜዳሊያታት ንሃገሮም ከምዘምፅኡ ተገሊፁ።

ስለዝኾነ ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ሻምፒዮና ቤልግሬድ 2022 ውድድር ጒያ ውሽጢ ገዛ ካብ ዓለም ቀዳመይቲ ብምዃን ውድድራ ዛዚማ።

ኣብቲ ውድድር ኣሜሪካን ስዊዘርላንድን ካልኣይን ሳልሳይን ብምዃን ምዝዛመን ካብ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.