ብክብረወሰን ዋጋ ዝተሸጠት ሞዴል 2007 ኣይፎን
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓንቲ ኣብ 2007 ዘገልገለት ኣፕል ኣይፎን ታሪኽ ከምዘመዝገበት ተገሊፁ።
ኣብ መጀመርታ ብ599 ዶላር ትሽየጥ ዝነበረት እዛ ኣይፎን ካብ…
ትራንሽን ማኑፋክቸሪንግ ሲሪየስ ሞዴል 20 ቴሌፎን ካሞን ኣፋሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትራንሽን ማኑፋክቸሪንግ ሲሪየስ ሞዴል 20 ቴሌፎን ካሞን ኣብ ኢትዮጵያ ኣፋሊጡ።
እቲ ኩባኒያ ንፈለማ እዋን ዘፋለጦ ቴሌፎን ዘመናዊን ዓለም…
ብ50 ሚሊየን ዶላር ዝተሃነፀ ማእኸል ዳታ ዊንጉ ኣፍሪካ ተመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብ50 ሚሊየን ዶላር ዝተሃነፀ ማእኸል ዳታ ዊንጉ ኣፍሪካ ተመሪቑ።
ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተሳለጠ ስነ ስርዓት…
ማሕበራዊ ሚዲያታት ዝውዝዑ ስኑዓት ሓበሬታታት ንክቃለሱ ሕብረት ኣውሮፓ ሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበራዊ ሚዲያታት ዝውዝዑ ስኑዓት ሓበሬታታት ንክቃለሱ ሕብረት ኣውሮፓ ሓቲቱ።
ሕብረት ኣውሮፓ፥ ጉግል፣ ሜታ፣ ማይክሮሶፍት፣ ቲክ ቶክን…
ንኢትዮጵያ ብምውካል ኣብ ዓለም ለኸ ውድድር ኣይ ሲ ቲ ሁዋዌ ዝተሳተፉ ተምሃሮ ሳልሳይ ደረጃ ሒዞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኢትዮጵያ ብምውካል ኣብ ዓለም ለኸ ውድድር ኣይ ሲ ቲ ሁዋዌ ዝተሳተፉ ተምሃሮ ሳልሳይ ደረጃ ብምሓዝ ውድድሮም ዛዚሞም።
እቲ ውድድር ካብ…
ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ መበል ሻውዓይ ጉባኤ መፍለዪ ማንነት ኣፍሪካ ተሳቲፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝተፈላለያ ትካላት ዝተወከለ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ዝተሳተፍሉ ኣብ መበል ሻውዓይ ጉባኤ መፍለዪ ማንነት ኣፍሪካ ኣብ ኬኒያ ተሳሊጡ።…
ዋትሳፕ ተጠቀምቲ ዝልኣኹዎ መልእኽቲ “ኤዲት” ንክገብሩ ከፍቅድ’ዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋትሳፕ፥ ተጠቀምቲ መልእኽቲ ድሕሪ ምልኣዀም ኣብ ውሽጢ 15 ደቓይቕ ነቲ ዝልኣኽዎ መልእኽቲ ክእርሙ ወይ “ኤዲት” ክገብሩ ከፍቅደሎም ምዃኑ…
ቻይና “ቺፕ” ንዘፍርይ ኣሜሪካዊ ኩባኒያ ኣጊዳ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ግንቦት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ብኣሜሪካዊ ትካል መፍረ ሜሞሪ ቺፕ ዝዀነ ማይክሮን ቴክኖሎጂ ዝተሰርሐ ፍርያት ንሃገራዊ ድሕነት ሓደጋ ምዃኑ ገሊፃ።
ተቖፃፃሪ…
ዓለም ለኸ ዲጂታል ጉባኤ ኢኖቬሽን ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ክሳለጥ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ዲጂታል ጉባኤ ኢኖቬሽን ኣፍሪካ ካብ 7 ክሳብ 8 ሰነ 2015 ዓ.ም ኣብ ኢትዮጵያ ከምዝሳለጥ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን…