Fana: At a Speed of Life!

ትራንሽን ማኑፋክቸሪንግ ሲሪየስ ሞዴል 20 ቴሌፎን ካሞን ኣፋሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትራንሽን ማኑፋክቸሪንግ ሲሪየስ ሞዴል 20 ቴሌፎን ካሞን ኣብ ኢትዮጵያ ኣፋሊጡ።

እቲ ኩባኒያ ንፈለማ እዋን ዘፋለጦ ቴሌፎን ዘመናዊን ዓለም ለኻዊ ዕብየት ቴክኖሎጂ ሞባይል ዘርእይን ኢዩ ተባሂሉ።

108 ሜጋ ፒክስል ካሜራ ፎቶን ቪዲዮን ብፅርየት ምውሳድ ዝኽእል ከምዝኾነ እውን ተሓቢሩ።

ብተወሳኺ 45 ዋት ብቕልጡፍ ቻርጅ ናይ ምግባር ዓቕሚ ከምዘለዎ ብዓል 5 ሺሕ ኣምፒር ባትሪ ዝሓዘ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ብማህሌት ተኽለብርሐን

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.