Fana: At a Speed of Life!

ዓለም ለኸ ዲጂታል ጉባኤ ኢኖቬሽን ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ክሳለጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ዲጂታል ጉባኤ ኢኖቬሽን ኣፍሪካ ካብ 7 ክሳብ 8 ሰነ 2015 ዓ.ም ኣብ ኢትዮጵያ ከምዝሳለጥ ሚኒስቴር  ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣፍሊጡ።

እቲ ጉባኤ ሚኒስቴር  ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ምስ ትካል ሊሚትድ ኤክስቴንሽያ ብሓባር ብምዃን ከምዘሰናድእዎ ካብቲ ሚኒ9ስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እቲ ጉባኤ ሎሚ ዘበን ብዕዉት መገዲ ንምስላጥ ምድላዋት ይግበሩ ከምዘለዉ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ገሊፆም።

ምስ ዲጂታል ኢኮኖሚ ዝተዛመዱ ዛዕባታት ኣብቲ ጉባኤ ከመዝቐርቡ ተሓቢሩ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.