Fana: At a Speed of Life!

ብ50 ሚሊየን ዶላር ዝተሃነፀ ማእኸል ዳታ ዊንጉ ኣፍሪካ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብ50 ሚሊየን ዶላር ዝተሃነፀ ማእኸል ዳታ ዊንጉ ኣፍሪካ ተመሪቑ።

ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተሳለጠ ስነ ስርዓት ምርቓት፥ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር)፣ ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ዊንጉ ኣፍሪካን ተረኺቦም።

ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ዊንጉ ኣፍሪካ አንቶኒ ቮስካሪደስ፥ እቲ ትካል ንዝኾነ ይኹን ትካላት መንግስቲን ውልቀን ብተመጣጣኒ ዋጋ ድሕንነቱ ዝሓለወ ኣገልግሎ ሓበሬታ ዝህብ ኢዩ ኢሎም።

ኩሉ ዓይነታት ቴክኖሎጂ ዝጥቀም፣ ኣብ ሶማሊ ላንድ፣ ጅቡቲን ታንዛኒያን ኣገልግሎት ዝህብ ልዑል ቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ ማእኸል ሓበሬታ ከምዝኾነ ተዛሪቦም ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.